Source: Bobi Wineኣርእስታት ዜና፡ ኣብ ካናዳ ሓደ ኣውስትራሊያን ጓል ዓርኩን ቀቲሉ ናይዝተባህለ ሰብ መኪና ተረኺባ። ኣብ ጀርመን ሓደ ኤርትራዊ ብዓሌታዊ ጽልኢ ብዝተተኮሰሉ ጥይት ተሃሪሙ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ማእከላይ ባንኪ ኤርትራ ሚልዮናት ዶላር ይጽበ። ገምጋም ዋጋታት መንበሪ ገዛውቲ ከተማታት ኣውስትራሊያ ክውስኽ ጀሚሩ። ሓዲሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ኮይኑ ዝተመርጸ Boris Johnson ካቢኔኡ ክመርጽ ጀሚሩ። ሰሜን ኮርያ ብዙሕ ፈተነ ሚሳይል ከምዝገበረት ደቡብ ኮርያ ኣፍሊጣ። ውጥሪ ንምፍኳስ ኢራንን ብሪጣንያን ክልቲኤን ኣብ ሕደ እዋን ናይ ንሕድሕደን መርከብ ክለቃ ናይ ኢራን ፕረሲደንት ርእይቶ ሂቡ፡፤
ኣርእስታት ዜና፡ ኣብ ካናዳ ሓደ ኣውስትራሊያን ጓል ዓርኩን ቀቲሉ ናይዝተባህለ ሰብ መኪና ተረኺባ። ኣብ ጀርመን ሓደ ኤርትራዊ ብዓሌታዊ ጽልኢ ብዝተተኮሰሉ ጥይት ተሃሪሙ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ማእከላይ ባንኪ ኤርትራ ሚልዮናት ዶላር ይጽበ። ገምጋም ዋጋታት መንበሪ ገዛውቲ ከተማታት ኣውስትራሊያ ክውስኽ ጀሚሩ። ሓዲሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ኮይኑ ዝተመርጸ Boris Johnson ካቢኔኡ ክመርጽ ጀሚሩ። ሰሜን ኮርያ ብዙሕ ፈተነ ሚሳይል ከምዝገበረት ደቡብ ኮርያ ኣፍሊጣ። ውጥሪ ንምፍኳስ ኢራንን ብሪጣንያን ክልቲኤን ኣብ ሕደ እዋን ናይ ንሕድሕደን መርከብ ክለቃ ናይ ኢራን ፕረሲደንት ርእይቶ ሂቡ፡፤