SKIP TO MAIN CONTENT

ብሰንኪ ዓሌታዊ ግጭት ኣሻሓት ከምተቐትሉን ሚሊዮናት ሰባት ካብ መንበሪኦም ከምተፈናቐሉን መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣሚኑ። (SBS Tigrinya News)

News
Source: Addis Fortune

ኣርእስታት ዜና ምውራድ ጥንሲ ገበን ዘየቑጽር ሓድሽ ሕጊ ኒው ሳውዝ ወልስ 26 ብ 14 ድምጺ ኣብ ላዕለዋይ ባይቶ እቲ ክፍለግዝኣት ሓሊፉ። ኣብዙርያ ዓለም ዝግበር ምግሃስ ነጻነት መዲያ ንመሰል ሓሳብካ ብነጻነት ምግላጽን ደሞክራሲን ዝፈታተን ምዃኑ ተጣባቒት ሰብኣዊ መሰላትን ጠበቓን Amal Clooney ገሊጻ። ካብ ሓዳር ወጻኢ ግብረ ስጋ ምፍጻም ዝእግድ ሓዲሽ እማመ ሕጊ ድሕሪ ምቕራቡ፡ ኣሻሓት ኢንዶኖዢያዊያን ተመሃሮ ንሳልሳይ መዓልቶም ናይ ተቓዉሞ ሰልፊ ይገብሩ ኣለዉ። ናይ ኣመሪካ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ወግ ዓዊ ክሲ ክቐርበሉ ጻዊዒት ቀሪቡ። ብሰንኪ ዓሌታዊ ግጭት ኣሻሓት ከምተቐትሉን ሚሊዮናት ሰባት ካብ መንበሪኦም ከምተፈናቐሉን መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣሚኑ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና ምውራድ ጥንሲ ገበን ዘየቑጽር ሓድሽ ሕጊ ኒው ሳውዝ ወልስ 26 ብ 14 ድምጺ ኣብ ላዕለዋይ ባይቶ እቲ ክፍለግዝኣት ሓሊፉ። ኣብዙርያ ዓለም ዝግበር ምግሃስ ነጻነት መዲያ ንመሰል ሓሳብካ ብነጻነት ምግላጽን ደሞክራሲን ዝፈታተን ምዃኑ ተጣባቒት ሰብኣዊ መሰላትን ጠበቓን Amal Clooney ገሊጻ። ካብ ሓዳር ወጻኢ ግብረ ስጋ ምፍጻም ዝእግድ ሓዲሽ እማመ ሕጊ ድሕሪ ምቕራቡ፡ ኣሻሓት ኢንዶኖዢያዊያን ተመሃሮ ንሳልሳይ መዓልቶም ናይ ተቓዉሞ ሰልፊ ይገብሩ ኣለዉ። ናይ ኣመሪካ ፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ወግ ዓዊ ክሲ ክቐርበሉ ጻዊዒት ቀሪቡ። ብሰንኪ ዓሌታዊ ግጭት ኣሻሓት ከምተቐትሉን ሚሊዮናት ሰባት ካብ መንበሪኦም ከምተፈናቐሉን መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣሚኑ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now