SKIP TO MAIN CONTENT

ናይ ብሪጣንያ ቀዳማይ ሚኒስተር : መንግስቱ ኣብዝመጽእ ምርጫ እንተተዓዊቱ ቁጽሪ ስደተኛታት ከምዘጉድሎ ቃል ኣትዩ። (ካብ ዜናታት)

a plume of ash rising from the Whakaari or White Island volcano
a plume of ash rising from the Whakaari or White Island volcano Source: GNS

ኣርእስታት ዜና፡ ኣብ ናይ ፍሎሪዳ መደበር ሓይሊ ባሕሪ ዝተፈጸመ ብተኹሲ ቅትለት ግብረ ሽበራዊ ስራሕ ምዃኑ ከምዝኣምን F-B-I ገሊጹ ፍሉጣት ደረፍቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ዑደት ክገብሩ እዮም። ጽባሕ ብርቱዕ ባርዕ ጫካ አብ ኒው ሳውዝ ወልስ ትጽቢት ኣብዝግበረሉ እዋን በራጊድ ምጥፋእ ሓዊ ናይ መከላኸሊ ባርዓት ስራሕ አብ ምስራሕ ነጢፎም ይሰርሑ ኣለዉ። ብዛዕባ ስደተኛታት ዝምልከት ዓቢ ሰብኣዊ ቅልውላው ከምዘሎ ናይ ፈደራል ሌበር ኣባላ ፓርላማ ፒተር ካህሊል ገሊጹ። ናይ ብሪጣንያ ቀዳማይ ሚኒስተር ቦሪስ ጆንሰን መንግስቱ ኣብዝመጽእ ምርጫ እንተተዓዊቱ ቁጽሪ ስደተኛታት ከምዘጉድሎ ቃል ኣትዩ። ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ዝፈሊ አገባብ ምእታው ኣብ ቤት ምግቢ አብቂዑ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና፡ ኣብ ናይ ፍሎሪዳ መደበር ሓይሊ ባሕሪ ዝተፈጸመ ብተኹሲ ቅትለት ግብረ ሽበራዊ ስራሕ ምዃኑ ከምዝኣምን F-B-I ገሊጹ ፍሉጣት ደረፍቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ዑደት ክገብሩ እዮም። ጽባሕ ብርቱዕ ባርዕ ጫካ አብ ኒው ሳውዝ ወልስ ትጽቢት ኣብዝግበረሉ እዋን በራጊድ ምጥፋእ ሓዊ ናይ መከላኸሊ ባርዓት ስራሕ አብ ምስራሕ ነጢፎም ይሰርሑ ኣለዉ። ብዛዕባ ስደተኛታት ዝምልከት ዓቢ ሰብኣዊ ቅልውላው ከምዘሎ ናይ ፈደራል ሌበር ኣባላ ፓርላማ ፒተር ካህሊል ገሊጹ። ናይ ብሪጣንያ ቀዳማይ ሚኒስተር ቦሪስ ጆንሰን መንግስቱ ኣብዝመጽእ ምርጫ እንተተዓዊቱ ቁጽሪ ስደተኛታት ከምዘጉድሎ ቃል ኣትዩ። ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ዝፈሊ አገባብ ምእታው ኣብ ቤት ምግቢ አብቂዑ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now