SKIP TO MAIN CONTENT

ዕለታዊ ዜና 02 መስከረም 2021 SBS ትግርኛ

SBS Tigrinya News
Source: Getty Images

ዕለታዊ ዜና፥ ** ኒው ሳውዝ ወልስ 70 ሚእታዊ ካብ ነበርታ ቀዳማይ ክታበት ተኸቲቦም። ** ሓይልታት ትግራይ (ሕወሓት) ኣብ ክልል አማራ ዝርከብ ንብረት ናይ ኣመሪካ ትካል ተራድኦ (USAID) ኣብ መኽዘናት ዝነበረ ናይ ረዲኤት ንብረት ምውሳዶም ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ናይቲ ትካል ሓላፊ ኣፍሊጡ። ኣብ ስፖርት ** ሓደ ኣውስትራሊያዊ ተጻዋቲ ባይታ ቴኒስ ኣብ ዩ ኤስ ኦፐን ይዕወት

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዕለታዊ ዜና፥ ** ኒው ሳውዝ ወልስ 70 ሚእታዊ ካብ ነበርታ ቀዳማይ ክታበት ተኸቲቦም። ** ሓይልታት ትግራይ (ሕወሓት) ኣብ ክልል አማራ ዝርከብ ንብረት ናይ ኣመሪካ ትካል ተራድኦ (USAID) ኣብ መኽዘናት ዝነበረ ናይ ረዲኤት ንብረት ምውሳዶም ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ናይቲ ትካል ሓላፊ ኣፍሊጡ። ኣብ ስፖርት ** ሓደ ኣውስትራሊያዊ ተጻዋቲ ባይታ ቴኒስ ኣብ ዩ ኤስ ኦፐን ይዕወት

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now