UN Special Envoy for Libya, Ghassan Salame, Source: EPAኣርእስታት ዜና፡ ልዑል ሃሪ ብዛዕባ ካብ ምውራድ ንግስነታዊ ሓላፍነቱ ንፈለማ እዋን ተዛሪቡ። ሃብቲ ናይቶም ሓደ ሚእታዊ ዝኾኑ ሃብታማት ኣውስትራሊያዊያን ፡ ዕጽፊ ትሕዝቶ ናይብምሉኦም ኣብ ታሕቲ ዘለዉ 50 ሚእታዊ ኣውስትራሊያዊያን ምዃኑ ተፈሊጡ። ኣብ ሊብያ ዝግበር ናይ ወጻኢ ምትእትታው ከብቅዕን ማዕቀብ ኣጽዋር ክጸንዕን መራሕቲ ዓለም ተሰማሚዖም። ኣብ New South Wales' ብሰሪ ባርዕ ጣሻ ዝሞቱ ቁጽሪ ሰባት 21 ምብጻሑ ተፈሊጡ።
ኣርእስታት ዜና፡ ልዑል ሃሪ ብዛዕባ ካብ ምውራድ ንግስነታዊ ሓላፍነቱ ንፈለማ እዋን ተዛሪቡ። ሃብቲ ናይቶም ሓደ ሚእታዊ ዝኾኑ ሃብታማት ኣውስትራሊያዊያን ፡ ዕጽፊ ትሕዝቶ ናይብምሉኦም ኣብ ታሕቲ ዘለዉ 50 ሚእታዊ ኣውስትራሊያዊያን ምዃኑ ተፈሊጡ። ኣብ ሊብያ ዝግበር ናይ ወጻኢ ምትእትታው ከብቅዕን ማዕቀብ ኣጽዋር ክጸንዕን መራሕቲ ዓለም ተሰማሚዖም። ኣብ New South Wales' ብሰሪ ባርዕ ጣሻ ዝሞቱ ቁጽሪ ሰባት 21 ምብጻሑ ተፈሊጡ።