SKIP TO MAIN CONTENT

ሼኽ መሐመድ አል-ዓሙዲ ኣብ ኢትዮጵያ 4 ቢሊዮን ብር ዝውድእ ፋብሪካ ክሃንጽ እዩ። (ካብ ኣርእስታት ዜና)

News
Water bombing aircraft battle tFire in the south west of Sydney, Source: AAP

ኣርእስታት ዜና፡ ኣብ ሰሜን ኒውርክ ዝርከብ ናይ አይሁድ ማሕበረሰብ ንሓሙሽተ ሰባት ብኻራ ወጊኡ መጥቃዕቲ ዝፈጸመ ሰብ አብ ቀይዲ ኣትዩ ድሕሪ ምኽሳሱ ገበነኛ ኮይኑ ኣይተረኽበን። ኣብ ዋና ከተማ ሶማሊያ ኣብ ሞቓዲሾ ሓንቲ መኪና ቦምባታት ጺዒና ብምፍንጃራ ንዝተጎድኡ ሰባት ንምርዳእ ቀረብ መድሃኒት ብሓንቲ ወተሃደራዊት ነፋሪት ቀሪቡ። ኣብ New South Wales ኣብ ምጥፋዕ ባርዕ ሓዊ ተዋፊሮም ንዘለዉ ከም ካሕሳ ዝኸውን ኣሻሓት ዶላራት ክኽፈሎም እዩ። ኣብ የመን ብዝተገብረ ብላስቲካዊ መጥቃዕቲ 9 ሰባት ተቐቲሎም።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና፡ ኣብ ሰሜን ኒውርክ ዝርከብ ናይ አይሁድ ማሕበረሰብ ንሓሙሽተ ሰባት ብኻራ ወጊኡ መጥቃዕቲ ዝፈጸመ ሰብ አብ ቀይዲ ኣትዩ ድሕሪ ምኽሳሱ ገበነኛ ኮይኑ ኣይተረኽበን። ኣብ ዋና ከተማ ሶማሊያ ኣብ ሞቓዲሾ ሓንቲ መኪና ቦምባታት ጺዒና ብምፍንጃራ ንዝተጎድኡ ሰባት ንምርዳእ ቀረብ መድሃኒት ብሓንቲ ወተሃደራዊት ነፋሪት ቀሪቡ። ኣብ New South Wales ኣብ ምጥፋዕ ባርዕ ሓዊ ተዋፊሮም ንዘለዉ ከም ካሕሳ ዝኸውን ኣሻሓት ዶላራት ክኽፈሎም እዩ። ኣብ የመን ብዝተገብረ ብላስቲካዊ መጥቃዕቲ 9 ሰባት ተቐቲሎም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now