Taal Volcano spews ash and smoke during an eruption as seen from Cavite province, south of Manila, Philippines on Sunday. Jan. 12, 2020. (Jogs Danao/AP Photo) Source: AAP
ኣርእስታት ዜና፡ ናይ ኣመሪካ ሓይሊታት ኣየር ዓስኪሮሙሉ ዘለዉ ኣብ ሰሜናዊ ዒራቕ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ 4 ሰባት ቆሲሎም። ጥቓ ዋና ከተማ ፍሊፒንስ ዝኾነት ማኒላ እሳተ ጎመራ ነቲጉ። ሮበርት ኣበላ ካብ ሰልፊ ዕዮ ቀዳማይ ሚኒስተር ማልታ ኮይኑ ተመሪጹ። ኣብ ኣውስትራሊያ ብባርዕ ጫካ ንዝተተንከፉ ንምዝካር ኣብ ሲድኒ ስርዓተ ጸሎት ተጌሩ። ፕረሲደንት ራማፎሳ ንኢትዮጵያ ግብጽን ክዓርቕ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ጸዊዑ።