A firefighter manages a controlled burn near Tomerong, Australia, Wednesday, Jan. 8, 2020, Source: APኣርእስታት ዜና እቶም ገና ብባርዕ ዝጽለዎ ከባቢታት ዘለዉ ህዝቢ ብዝቐልጠፈ ካብቲ ከባቢ ክወጹ ናይ ቪክቶሪያ ፕሪሜር ዳኔል አንድሪውስ ጸዊዑ። ዓመተ 2019፡ ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ታሪኽ እታ ዝወዓየትን ዝደረቐትን ዓመት ኮይና ከምዝሓለፈት ቤት ጽሕፈት ሜትሮሎጂ ኣብዘውጽኦ ዓመታዊ ጸብጻብ ገሊጹ። ኣብ ዋና ከተማ ሶማሊያ መቓድሾ ሓንቲ ቦምባታት ዝመልአት መኪና ብምፍንጃራ ሰባት ሞይቶምን ቆሲሎምን፡፤ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዘሎ ወጥሪ ከይገድድ ፕረሲደንት ትራምፕን ኢራንን ዓቕሊ ክገብሩ መራሕቲ ሴነት ኣመሪካ ኣጠንቂቖም፡፤ ጽባሕ ዓርቢ ሓደገኛ ባርዕ ክኽሰት ምዃኑ ዝሰግኡ ዘለዉ ሰብ መዚ ኣውስትራሊያ፡ ህዝቢ ንዝኸፍአ መጻኢ ተዳሊዩ ክጽበ ተማሕጺኖም። ናይ ኦሮሞ ፌደራላዊ ኮንግረስ (ኦፌኮ) ምስክልተ ሰልፊታት ሕብረት ፈጢሩ። ኢትዮጵያ፡ ግብጺን ሱዳንን ብጉዳይ ሓጽቢ ህዳሴ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይዝትያ ኣለዋ፡፤
ኣርእስታት ዜና እቶም ገና ብባርዕ ዝጽለዎ ከባቢታት ዘለዉ ህዝቢ ብዝቐልጠፈ ካብቲ ከባቢ ክወጹ ናይ ቪክቶሪያ ፕሪሜር ዳኔል አንድሪውስ ጸዊዑ። ዓመተ 2019፡ ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ታሪኽ እታ ዝወዓየትን ዝደረቐትን ዓመት ኮይና ከምዝሓለፈት ቤት ጽሕፈት ሜትሮሎጂ ኣብዘውጽኦ ዓመታዊ ጸብጻብ ገሊጹ። ኣብ ዋና ከተማ ሶማሊያ መቓድሾ ሓንቲ ቦምባታት ዝመልአት መኪና ብምፍንጃራ ሰባት ሞይቶምን ቆሲሎምን፡፤ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዘሎ ወጥሪ ከይገድድ ፕረሲደንት ትራምፕን ኢራንን ዓቕሊ ክገብሩ መራሕቲ ሴነት ኣመሪካ ኣጠንቂቖም፡፤ ጽባሕ ዓርቢ ሓደገኛ ባርዕ ክኽሰት ምዃኑ ዝሰግኡ ዘለዉ ሰብ መዚ ኣውስትራሊያ፡ ህዝቢ ንዝኸፍአ መጻኢ ተዳሊዩ ክጽበ ተማሕጺኖም። ናይ ኦሮሞ ፌደራላዊ ኮንግረስ (ኦፌኮ) ምስክልተ ሰልፊታት ሕብረት ፈጢሩ። ኢትዮጵያ፡ ግብጺን ሱዳንን ብጉዳይ ሓጽቢ ህዳሴ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይዝትያ ኣለዋ፡፤