SKIP TO MAIN CONTENT

ዕለታዊ ዜና 30 ነሓሰ 2021 SBS ትግርኛ

News
Source: Getty Images

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** ኣውስትራሊያ ካብ ምጅማር ለበዳ ጀሚሩ ኣብዚ ሕጂ እዋን ልዕሊ 1000 ናይ ኮሮናቫይረስ ሞት መዝጊባ ኣላ ። ኒው ሳውዝ ዌልስ ኣርባዕተ ብኮቪድ-19 ዝተለኽፉ * ሰባት ፡ እንተላይ ኣብ ዱቦ ዝርከብ ወደባት ሰብኣይ ከም ዝሞቱ ድሕሪ ምምፍላጡ እዚ ዝመጽእ ዘሎ። ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ኣውስትራሊያ ቅድሚ ሕጂ ብብዝሑ ካብዝተመዝገቡ መዓልታዊ መልከፍቲ ኮቪድ ኣብ ኒው ሳውዝ ወልስ ኒው ካብ ናይ ዉሽጢ ብኮቪድ-19 ዝተታሕዙ 1,290 ተመዝጊቡ። **** ኣብ የመን እተፈጸመ መጥቃዕቲ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ 30 ወተሃደራት ተቐቲሎም ***** ኣብ ፓራ ኦሎምፒክ ውድድራት ኣውስትራሊያ ብዙሕ መዳልያታት ትዓትር

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ *** ኣውስትራሊያ ካብ ምጅማር ለበዳ ጀሚሩ ኣብዚ ሕጂ እዋን ልዕሊ 1000 ናይ ኮሮናቫይረስ ሞት መዝጊባ ኣላ ። ኒው ሳውዝ ዌልስ ኣርባዕተ ብኮቪድ-19 ዝተለኽፉ * ሰባት ፡ እንተላይ ኣብ ዱቦ ዝርከብ ወደባት ሰብኣይ ከም ዝሞቱ ድሕሪ ምምፍላጡ እዚ ዝመጽእ ዘሎ። ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ኣውስትራሊያ ቅድሚ ሕጂ ብብዝሑ ካብዝተመዝገቡ መዓልታዊ መልከፍቲ ኮቪድ ኣብ ኒው ሳውዝ ወልስ ኒው ካብ ናይ ዉሽጢ ብኮቪድ-19 ዝተታሕዙ 1,290 ተመዝጊቡ። **** ኣብ የመን እተፈጸመ መጥቃዕቲ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ 30 ወተሃደራት ተቐቲሎም ***** ኣብ ፓራ ኦሎምፒክ ውድድራት ኣውስትራሊያ ብዙሕ መዳልያታት ትዓትር

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now