SKIP TO MAIN CONTENT

ግብጺ ብዛዕባ ሓጽቢ ህዳሰ ምስ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝርርብ ጀሚራ (Tigrinya News)

News
Source: AP

ኣርእስታት ዜና፡ ግብጺ ብዛዕባ ሓጽቢ ህዳሰ ምስ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝርርብ ጀሚራ ብቐዳም ኣብ ናይ ሱዕዲ መሳለጥያታት ነዳዲ ብድሮናት ዝወረደ መጥቃዕቲ ክሳብ 19 ነቑታታት ከምዝኾነ ናይ ሳተላይት ምስልታት ኣረጋጊጹ። ቀዳማይ ሚኒስተር ስኮት ሞሪሶን ኣብዚ ሰሙን ኣብ White House ዝግበር ሃገራዊ ድራር ንምስታፍ ናብ ኣመሪካ ክጎዓዝ እዩ። ኣብ ኣውስትራሊያ ቆልዑ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይእሰሩ እዮም ዝብል ክሲታት ምስቀረበ ናይ ዉሕሃ ንኡስ ኮሚተ ክዕዘብ ናብ ኣውስትራሊያ ክመጽእ እዩ። ጥልያን ነታ Ocean Viking ዝስማ መርከብ ነቶም ኣብ ኣ ዝርከቡ ካብ ምጥሓል ዝደሃኑ ስደተኛታት ሒዛ ናብ ላምፓዱሳ ክኣትዉ ኣፍቂዳ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና፡ ግብጺ ብዛዕባ ሓጽቢ ህዳሰ ምስ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝርርብ ጀሚራ ብቐዳም ኣብ ናይ ሱዕዲ መሳለጥያታት ነዳዲ ብድሮናት ዝወረደ መጥቃዕቲ ክሳብ 19 ነቑታታት ከምዝኾነ ናይ ሳተላይት ምስልታት ኣረጋጊጹ። ቀዳማይ ሚኒስተር ስኮት ሞሪሶን ኣብዚ ሰሙን ኣብ White House ዝግበር ሃገራዊ ድራር ንምስታፍ ናብ ኣመሪካ ክጎዓዝ እዩ። ኣብ ኣውስትራሊያ ቆልዑ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይእሰሩ እዮም ዝብል ክሲታት ምስቀረበ ናይ ዉሕሃ ንኡስ ኮሚተ ክዕዘብ ናብ ኣውስትራሊያ ክመጽእ እዩ። ጥልያን ነታ Ocean Viking ዝስማ መርከብ ነቶም ኣብ ኣ ዝርከቡ ካብ ምጥሓል ዝደሃኑ ስደተኛታት ሒዛ ናብ ላምፓዱሳ ክኣትዉ ኣፍቂዳ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now