NSW Rural Fire fighters establish a backburn in Mangrove Mountain, New South Wales, Sunday, December 8, 2019. (AAP Image/Jeremy Piper) NO ARCHIVING Source: AAP
ኣርእስታት ዜና፡ ኣብ ኣውስትራሊያ ድሕሪ ዝወረደ ኣሰቃቒ ባርዕ ጫካ ነቶም በዚ ፍጻመ ዝተጎድኡ ማሕበረሰባት ዝድግፍ ትካል ከምዘቖመ ቀዳማይ ሚኒስተር ስኮት ሞሪሰን ኣፍሊጡ። ኣብተን ብባርዕ ሓዊ ዝተጸልዋ ክፍለግዝኣታት ኣውስትራልያ ዝሑል ኩነታት ኣየር ክነፍስ ጀሚሩ:: እቲ ሓደጋ ግን ኣይተኣልየን ተባሂሉ። ኢራን ነቲ ኣቐዲማ ኣትያቶ ዝነበረት መብጽዓ ዉዕል ኑክሌስ ምሉእ ብምሉእ ከምዘፍረሰቶ ይገልጽ። ብኣመሪካ ንዝተቐትለ ኢራናዊ ጀነራል ሓዘኖም ንምግላጽ ዓሰርተታት ኣሻሓት ሰባት ናብ ባቕዳድ ኣምሪሖም። ኣብ ካንቤራ ዝርከቡ ገለ ማእከላት መውዓሊ ሕጻናት ብሰንኪ ትኪ ባርዕ ጫካ ማዕጽኦም ከምዝ ዓጸዉ ተፈሊጡ።