SKIP TO MAIN CONTENT

“ሊብያ ናይ ስደተኛታት ዉሕስነትን መሰልን ዘኽብር ግሉጽ መደብ ክሳብ ተውጽእ መንግስቲ ጥልያን ደገፍ ደው የብሎ” ሁዩማን ሪይትስ ዎች

News
Passengers are out for a breath fresher on the Princess Diamond which about 130 people have been found positive in a new type coronavirus test AP Source: Yomiuri Shimbun

ኣርእስታት ዜና: ለበዳ ሕማም ኮሮናቫየስ እናኸፍአ ክኸይድ ከምዝኽእልን ክታበት ክርከበሉ ድማ ኣዋርሕ ክወስድ ከምዝኾነ ኪኢላታት ጥዕና ዓለም ኣጠንቂቖም። ኣብ ኲንስላንድ ሱን ሻይን ብዝዘነበ ህቦቡላዊ ዝናብን ዉሕጅን አስታት 2 ሽሕ ነበርቲ ብዘይ ሓይሊ ኤለክትሪክ ክጸንሑ ተገዲዶም፡፤ ቀዳማይ ሚኒስተር ስኮት ሞሪሶን ንምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር, ማይክል ማክኮርማን ደገፉ ገሊጹ። በርን ሳንድረስ ኣብ New Hampshire' ኣብዝተገብረ ናይ ደሞክራሲያዊያን ንሕጸ ፕረሲደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ብጸቢብ ተዓዊቱ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና: ለበዳ ሕማም ኮሮናቫየስ እናኸፍአ ክኸይድ ከምዝኽእልን ክታበት ክርከበሉ ድማ ኣዋርሕ ክወስድ ከምዝኾነ ኪኢላታት ጥዕና ዓለም ኣጠንቂቖም። ኣብ ኲንስላንድ ሱን ሻይን ብዝዘነበ ህቦቡላዊ ዝናብን ዉሕጅን አስታት 2 ሽሕ ነበርቲ ብዘይ ሓይሊ ኤለክትሪክ ክጸንሑ ተገዲዶም፡፤ ቀዳማይ ሚኒስተር ስኮት ሞሪሶን ንምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር, ማይክል ማክኮርማን ደገፉ ገሊጹ። በርን ሳንድረስ ኣብ New Hampshire' ኣብዝተገብረ ናይ ደሞክራሲያዊያን ንሕጸ ፕረሲደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ብጸቢብ ተዓዊቱ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now