SKIP TO MAIN CONTENT

ግብጺ፡ ዓቢ ሓጽቢ ህዳሰ ኣብ 7 ዓመታት ማይ ንክመልእ ዘቕረበቶ እማመ ኢትዮጵያ ኣይተቐበለቶን::( Tigrinya news)

News
Source: Ethiopian Government

ኣርእስታት ዜና ኣዛዚ ሓይልታት ነጻነት ርዋንዳ ተቐቲሉ። ድርብ ዜግነት ዘለዎም እሞ ኣብ ግብረሽበራ ዝዋፈሩ ሰባት ዜግነቶም ንምቕንጣጥ ቀሊል ዝገብር እማመ ሕጊ ቀሪቡ። ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኢራን ተወሳኺ ማዕቀብ ትገብር፡፤ ግብጺ፡ ዓቢ ሓጽቢ ህዳሰ ኣብ 7 ዓመታት ማይ ንክመልእ ዘቕረበቶ እማመ ኢትዮጵያ ኣይተቐበለቶን:: ኣብ እስራኤል ዝግበር ዘሎ ምርጫ ዉጽኢት ነጥቢ ተወዳደርቲ ተቐራራቢ ብምዃኑ ተዓዋቲ መንምዃኑ ዛጊት ኣይተገልጸን። ሬሳ ናይ ቀደም ፕረሲደንት ዙምባብወ ሮበርት ሙጋበ ናብቲ ኣብ ሃራረ ዝርከብ ስታዲዮም ሩፋሮ ተወሲዱ። ኣውስትራሊያ ባጀታ እወታዊ ዕብየት ከርእይ እዩ ክብል Treasurer Josh Frydenberg ገሊጹ

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና ኣዛዚ ሓይልታት ነጻነት ርዋንዳ ተቐቲሉ። ድርብ ዜግነት ዘለዎም እሞ ኣብ ግብረሽበራ ዝዋፈሩ ሰባት ዜግነቶም ንምቕንጣጥ ቀሊል ዝገብር እማመ ሕጊ ቀሪቡ። ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኢራን ተወሳኺ ማዕቀብ ትገብር፡፤ ግብጺ፡ ዓቢ ሓጽቢ ህዳሰ ኣብ 7 ዓመታት ማይ ንክመልእ ዘቕረበቶ እማመ ኢትዮጵያ ኣይተቐበለቶን:: ኣብ እስራኤል ዝግበር ዘሎ ምርጫ ዉጽኢት ነጥቢ ተወዳደርቲ ተቐራራቢ ብምዃኑ ተዓዋቲ መንምዃኑ ዛጊት ኣይተገልጸን። ሬሳ ናይ ቀደም ፕረሲደንት ዙምባብወ ሮበርት ሙጋበ ናብቲ ኣብ ሃራረ ዝርከብ ስታዲዮም ሩፋሮ ተወሲዱ። ኣውስትራሊያ ባጀታ እወታዊ ዕብየት ከርእይ እዩ ክብል Treasurer Josh Frydenberg ገሊጹ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now