SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ኢትዮጵያ: ከተማ ሃረር መንገዲታትን ባንኪታትን ተዓጽዮም። (ካብ ኣርእስታት ዜና)

News
Ash Barty of Australia smiles Source: AAP

ኣርእስታት ዜና ናይ የመን ሖቲ ኣብ ትካል ነዳዲ ኣራምኮ ወሲኽካ ንሱዕዲ ዓረብ ዒላማ ዝገበረ ናይ ኣእማንን ድሮናትን መጥቃዕቲ ፈጺሞም። ኣብ ኲንስላን ሓደ ሰብ ብኮረናቫይረስ ከምተለኽፈ ድሕሪ ምፍላጡ ኣብ ኣውስትራሊያ ዛጊት በቲ ቫይረስ ዝተታሕዙ ሰባት 7 ምብጻሖም ተረጋጊጹ። ኣብ ጸወታ ባይታ ቴንስ ኣውስትራሊያ ኦፐን ካብ ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ቀዳሞት ናይ ዓለም ዝኾኑ ናዳልን ኣሽሊ ባርቲን ተሳዒሮም። እስራኤል ነቲ ኣብ ምዕራብ ባንክ ዝተወረ መሬትን ገለ ኣይሁዳዊያን ዝሰፈርዎ ግዝኣታትን ኣካል ግዝኣት እስራኤል ንምግባር ከምዝመደበት ተፈሊጡ፡፤

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና ናይ የመን ሖቲ ኣብ ትካል ነዳዲ ኣራምኮ ወሲኽካ ንሱዕዲ ዓረብ ዒላማ ዝገበረ ናይ ኣእማንን ድሮናትን መጥቃዕቲ ፈጺሞም። ኣብ ኲንስላን ሓደ ሰብ ብኮረናቫይረስ ከምተለኽፈ ድሕሪ ምፍላጡ ኣብ ኣውስትራሊያ ዛጊት በቲ ቫይረስ ዝተታሕዙ ሰባት 7 ምብጻሖም ተረጋጊጹ። ኣብ ጸወታ ባይታ ቴንስ ኣውስትራሊያ ኦፐን ካብ ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ቀዳሞት ናይ ዓለም ዝኾኑ ናዳልን ኣሽሊ ባርቲን ተሳዒሮም። እስራኤል ነቲ ኣብ ምዕራብ ባንክ ዝተወረ መሬትን ገለ ኣይሁዳዊያን ዝሰፈርዎ ግዝኣታትን ኣካል ግዝኣት እስራኤል ንምግባር ከምዝመደበት ተፈሊጡ፡፤

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now