SKIP TO MAIN CONTENT

ኢትዮጵያ ምስ ኮትዲቫር ኣብ ትገብሮ ግጥም ኩዕሶ ካብ መቐለ ናብ ባህርዳር ክቕየር ካፍ ኣዚዙ። (ካብ ዜናታት ሎሚ)

News
: A burns patient at Taree Koala Hospital (SBS) Source: SBS

ቫቲካን ምስ ጉዳይ ካርዲናል ጆርግ ፔል ዝተሓሓዝ ኣብስርዓተ ፍትሒ ኣውስትራሊያ እምነት ከምዘለዋ፡ ገሊጻ። ፖሊስ ሆንግ ኮንግ ኣብ ልዕሊ ሰልፈኛታት ዘይሚዛናዊ ሓይሊ ተጠቒሙ ንዝበሃል ኣይቅበሎን። ኣብ ጥልያን ከተማ Venice ድሕሪ ፍርቂ ክፍለዘመን ብዝወረደ ዕልቕልቕ ማይ እታ ታሪካዊት ናይ ጥልያን ከተማ ብእናበረኸ ዝኸይድ ዘሎ ጽፍሒ ማይ ባሕሪ ከይትወሓጥ ተሰጊኡ። ኣብ ኲንስላን ዘሎ ባርዕ ጫካ ኣብ ዝመጽእ መዓልታት ብንፋስ ተሓጊዙ ክገድድ ምዃኑ ተፈሊጡ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቫቲካን ምስ ጉዳይ ካርዲናል ጆርግ ፔል ዝተሓሓዝ ኣብስርዓተ ፍትሒ ኣውስትራሊያ እምነት ከምዘለዋ፡ ገሊጻ። ፖሊስ ሆንግ ኮንግ ኣብ ልዕሊ ሰልፈኛታት ዘይሚዛናዊ ሓይሊ ተጠቒሙ ንዝበሃል ኣይቅበሎን። ኣብ ጥልያን ከተማ Venice ድሕሪ ፍርቂ ክፍለዘመን ብዝወረደ ዕልቕልቕ ማይ እታ ታሪካዊት ናይ ጥልያን ከተማ ብእናበረኸ ዝኸይድ ዘሎ ጽፍሒ ማይ ባሕሪ ከይትወሓጥ ተሰጊኡ። ኣብ ኲንስላን ዘሎ ባርዕ ጫካ ኣብ ዝመጽእ መዓልታት ብንፋስ ተሓጊዙ ክገድድ ምዃኑ ተፈሊጡ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now