SKIP TO MAIN CONTENT

“መንግስቲ ጥልያን ምስ ሊብያ ዝገበሮ ስምምዕ፤ ኣብ ሊብያ ዝሳቐዩ ዘለዉ ተሰደድቲ ስቓዮም ክቕጽል ዘግብር’ዩ።” ኣምነስቲ (ካብ ዜናታት)

News
Source: Abrham Fa

ኣርእስታት ዜና፡ ኣብቲ ፈለማ ኮሮና ቫይረስ ዝጀመረሉ ከተማ ዊሃን ተኸርዲኖም ዝርከቡ ኣውስትራሊያዊያን ሎሚ ናብ ደሴት ክሪስማስ ክግዕዙ እዮም። ኣብ ወሽመጥ ዖማን ዝርከባ ነዳዲ ዝጸዓና መራኽብ ጃፓን ንምሕላው መራኽብ ኲናት ካብ ወደብ ቶክዮ ተበጊሰን። ምስ ስድራኡ ግዜ ንምሕላፍ ብዝብል ምኽንያት መራሒ ሰልፊ ግሪንስ Richard Di Natale ካብ ስልጣኑ ብፍቓዱ ለቒቑ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና፡ ኣብቲ ፈለማ ኮሮና ቫይረስ ዝጀመረሉ ከተማ ዊሃን ተኸርዲኖም ዝርከቡ ኣውስትራሊያዊያን ሎሚ ናብ ደሴት ክሪስማስ ክግዕዙ እዮም። ኣብ ወሽመጥ ዖማን ዝርከባ ነዳዲ ዝጸዓና መራኽብ ጃፓን ንምሕላው መራኽብ ኲናት ካብ ወደብ ቶክዮ ተበጊሰን። ምስ ስድራኡ ግዜ ንምሕላፍ ብዝብል ምኽንያት መራሒ ሰልፊ ግሪንስ Richard Di Natale ካብ ስልጣኑ ብፍቓዱ ለቒቑ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now