SKIP TO MAIN CONTENT

መበል 33 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ኣዲስ ኣበባ (ዕለታዊ ዜና)

News
Source: EBC

ኣርእስታት ዜና፡ ሓዲሽ ዉዕል ቁጠባ ንምፍርራም ናብ ኣውስትራሊያ ምብጻሕ ዝፍጽም ዘሎ ናይ ኢንዶነዥያ ፕረሲደንት ኣብ ፈደራል ፓርላማ አውስትራሊያ መደረ ኣስሚዑ። ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ታይላንድ ሓደ ብዝኸፈቶ ተዂሲ ንዝሞቱ 26 ግዳያት ኣሻሓት ሽምዓ ብምውላዕ ተዘኪሮም ኣምሲዮም። መበል 33 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ኣዲስ ኣበባብ ይግበር ኣሎ። ስምምዕ ተኹሲ ደው ምባል ሊቢያ ፈሺሉ፤ ናይ ደቡብ ኮርያ ፊልም ኣብ ናይ ኣመሪካ ስልማት Academy ዝበለጸት ፊልም ኮይና ብምዕዋታ ነዚ ዓወት ዝበቐዐት ናይ ፈለማ ካብ ቋንቋ እንግሊዝ ወጻኢ ተዓዋቲት ኮይና።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ዜና፡ ሓዲሽ ዉዕል ቁጠባ ንምፍርራም ናብ ኣውስትራሊያ ምብጻሕ ዝፍጽም ዘሎ ናይ ኢንዶነዥያ ፕረሲደንት ኣብ ፈደራል ፓርላማ አውስትራሊያ መደረ ኣስሚዑ። ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ታይላንድ ሓደ ብዝኸፈቶ ተዂሲ ንዝሞቱ 26 ግዳያት ኣሻሓት ሽምዓ ብምውላዕ ተዘኪሮም ኣምሲዮም። መበል 33 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ኣዲስ ኣበባብ ይግበር ኣሎ። ስምምዕ ተኹሲ ደው ምባል ሊቢያ ፈሺሉ፤ ናይ ደቡብ ኮርያ ፊልም ኣብ ናይ ኣመሪካ ስልማት Academy ዝበለጸት ፊልም ኮይና ብምዕዋታ ነዚ ዓወት ዝበቐዐት ናይ ፈለማ ካብ ቋንቋ እንግሊዝ ወጻኢ ተዓዋቲት ኮይና።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now