The European Union's political director Helga Schmid and Iran's deputy Foreign Minister Abbas Araghchi, Source: APስምምዕ ተኹሲ ደው ምባል ሱዳንን ተቓወምቲን ተናዊሑ። ዲፕሎማሰኛታት ኢራንን 5 ሓያላት ዓለምን ነቲ ኣብ 2015 ዝተፈረመ ዉዕል ኑክሌስ ክቕጽል ተሰማሚዖም። ፓርላማ New South Wales ሕክምናዊ ምውራድ ጥንሲ ሕጋዊ ዘገብር ሓዲሽ ሕጊ ኣብዚ ሰሙን ክዘራረበሉ እዩ። ናይ ፈለማ ኮሎምቢያዊ ናይ ብምሉኡ ዉድድር ብሽግለታ Tour de France ተዓዋቲ ኮይኑ።
ስምምዕ ተኹሲ ደው ምባል ሱዳንን ተቓወምቲን ተናዊሑ። ዲፕሎማሰኛታት ኢራንን 5 ሓያላት ዓለምን ነቲ ኣብ 2015 ዝተፈረመ ዉዕል ኑክሌስ ክቕጽል ተሰማሚዖም። ፓርላማ New South Wales ሕክምናዊ ምውራድ ጥንሲ ሕጋዊ ዘገብር ሓዲሽ ሕጊ ኣብዚ ሰሙን ክዘራረበሉ እዩ። ናይ ፈለማ ኮሎምቢያዊ ናይ ብምሉኡ ዉድድር ብሽግለታ Tour de France ተዓዋቲ ኮይኑ።