Source: MOI Eritreaኣርእስታት ዜና፡ ኣውስትራሊያ ንኣተሓሕዛ ጉዳይ ቀታሊ ሕማም ኮናቫይረስ ዝምልከት ብቐጻሊ ክትግምግም ሓደ ናይ ተላባዒ ሕማማት ሓኪም ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ኣውስትራሊያ ኦፐን ውድድር ቴኒስ፡ ኣውስትራሊያዊ, Nick Kyrgios ኣንጻር ስጳኛዊ Rafael Nadal ሎሚ ኣብ መልበርን ክገጥምዩ። ፍሉጥ ኣመሪካዊ ተጻዋቲ ኩዕሶ ባስኬት ኮበ ብርያንት ምስ ጓል 13 ዓመት ጓሉ ብሓደጋ ሂሊኮፕተር ኣብ ኣመሪካ ህይወቱ ሓሊፉ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ትማሊ ኣማስያኡ ኣስመራ ኣትዩ።
ኣርእስታት ዜና፡ ኣውስትራሊያ ንኣተሓሕዛ ጉዳይ ቀታሊ ሕማም ኮናቫይረስ ዝምልከት ብቐጻሊ ክትግምግም ሓደ ናይ ተላባዒ ሕማማት ሓኪም ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ኣውስትራሊያ ኦፐን ውድድር ቴኒስ፡ ኣውስትራሊያዊ, Nick Kyrgios ኣንጻር ስጳኛዊ Rafael Nadal ሎሚ ኣብ መልበርን ክገጥምዩ። ፍሉጥ ኣመሪካዊ ተጻዋቲ ኩዕሶ ባስኬት ኮበ ብርያንት ምስ ጓል 13 ዓመት ጓሉ ብሓደጋ ሂሊኮፕተር ኣብ ኣመሪካ ህይወቱ ሓሊፉ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ትማሊ ኣማስያኡ ኣስመራ ኣትዩ።