Credit: World Athleticsሰሙናዊ መደብ ስፖርት (02/10/2023) * ኢትዮጵያዊት ዲሪበ ወልተጂ ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ ርሕቀት ሓደ ማይል ክብረወሰን ብዝኾነ ግዜ ተዓዊታ፣ * ቢንያም ግርማይ ኣብ ሓደ ክላሲክ ቅድድም ብሽግለታ ዝድነቕ 8ይ ወጺኡ፣ * ኣልኣህሊ ኣብ ካልኣይ እግሪ መባእታዊ መጻረዪ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ንካፍ ሻምፒዮንስ ሊግ ንቅዱስ ጊዮርጊስ 4-0 ስዒራታ፣ ብውህሉል 7-0 ብምዕዋት ከኣ ናብ ዝቕጽል ዙር ሓሊፋ፣ * ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ/ኣፍኮን 2027 ኬንያ፣ ታንዛንያን ኡጋንዳን ብሓባር ከአንግድኦ ምዃነን ተፈሊጡ፣ * ኣብ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ሊቨርፑል ናይ ቪድዮ ተሓጋጋዚ ዳኛ ብዝፈጸሞ ጌጋ ብቶተንሃም ድሕሪ ምስዓራ ናይ’ዚ ሰሙን ዝዓበየ መዘራረቢ ዛዕባ ኮይኑ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (02/10/2023) * ኢትዮጵያዊት ዲሪበ ወልተጂ ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ ርሕቀት ሓደ ማይል ክብረወሰን ብዝኾነ ግዜ ተዓዊታ፣ * ቢንያም ግርማይ ኣብ ሓደ ክላሲክ ቅድድም ብሽግለታ ዝድነቕ 8ይ ወጺኡ፣ * ኣልኣህሊ ኣብ ካልኣይ እግሪ መባእታዊ መጻረዪ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ንካፍ ሻምፒዮንስ ሊግ ንቅዱስ ጊዮርጊስ 4-0 ስዒራታ፣ ብውህሉል 7-0 ብምዕዋት ከኣ ናብ ዝቕጽል ዙር ሓሊፋ፣ * ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ/ኣፍኮን 2027 ኬንያ፣ ታንዛንያን ኡጋንዳን ብሓባር ከአንግድኦ ምዃነን ተፈሊጡ፣ * ኣብ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ሊቨርፑል ናይ ቪድዮ ተሓጋጋዚ ዳኛ ብዝፈጸሞ ጌጋ ብቶተንሃም ድሕሪ ምስዓራ ናይ’ዚ ሰሙን ዝዓበየ መዘራረቢ ዛዕባ ኮይኑ፣