Credit: SBSሰሙናዊ መደብ ስፖርት (04/03/2024) * ሻምፒዮና ውድድራት ውሽጢ ኣዳራሽ ኣትለቲክስ ዓለም ግላስጎው 24 ብዙሓት ኣገረምቲ ውጽኢታት ተመዝጊብዎ ሰንበት ተዛዚሙ፣ * ኢትዮጵያዊት ሱቱሜ ከበደ ኣብ ማራቶን ቶክዮ ተዓዊታ፣ * ሶኑይ ኣብ ዝጅመር ቅድድም ብሽግለታ ቲረኖ ኣድሪያቲኮ ቢንያም ግርማይ ንጋንትኡ ኢንተርማርሸ-ዎንቲ መሪሑ ክሳተፍ ምዃኑ ክረጋገጽ’ንከሎ ኣማኑኤል ገ/ሄር ከኣ ንጋንትኡ ሊድል ትሬክ ወኪሉ ክሳተፍ’ዩ፣ * ፈረንሳዊ ኮኾብ ኩዕሶ እግሪ ተጻዋታይ ጋንታታት ማንቸስተር ዩናይትድን ጁቬንቱስን ዝነበረ ፖውል ፖግባ ዘይሕጋውያን ሓይሊ ዘደንፍዑ ንጥረነገራት ኣብ ነብሱ ድሕሪ ምርካቦም ዝሓለፈ ሰሙን ንኣርባዕተ ዓመታት ካብ ኩዕሶ እግሪ ክእገድ ተወሲንሉ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (04/03/2024) * ሻምፒዮና ውድድራት ውሽጢ ኣዳራሽ ኣትለቲክስ ዓለም ግላስጎው 24 ብዙሓት ኣገረምቲ ውጽኢታት ተመዝጊብዎ ሰንበት ተዛዚሙ፣ * ኢትዮጵያዊት ሱቱሜ ከበደ ኣብ ማራቶን ቶክዮ ተዓዊታ፣ * ሶኑይ ኣብ ዝጅመር ቅድድም ብሽግለታ ቲረኖ ኣድሪያቲኮ ቢንያም ግርማይ ንጋንትኡ ኢንተርማርሸ-ዎንቲ መሪሑ ክሳተፍ ምዃኑ ክረጋገጽ’ንከሎ ኣማኑኤል ገ/ሄር ከኣ ንጋንትኡ ሊድል ትሬክ ወኪሉ ክሳተፍ’ዩ፣ * ፈረንሳዊ ኮኾብ ኩዕሶ እግሪ ተጻዋታይ ጋንታታት ማንቸስተር ዩናይትድን ጁቬንቱስን ዝነበረ ፖውል ፖግባ ዘይሕጋውያን ሓይሊ ዘደንፍዑ ንጥረነገራት ኣብ ነብሱ ድሕሪ ምርካቦም ዝሓለፈ ሰሙን ንኣርባዕተ ዓመታት ካብ ኩዕሶ እግሪ ክእገድ ተወሲንሉ፣