Credit: SBSሰሙናዊ መደብ ስፖርት (04/12/2023) * ማራቶን ቫለንስያ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ሲሳይ ለማን ወርቅነሽ ደገፋን ተዓዊቶሞ፣ * ሓንቲ ካብ'ቶም ዝለዓለት ስም ኣብ ኣትለቲክስ ዓለም ወይ ውድድራት ነዊሕ ርሕቀት ጉያ እግሪ ኢትዮጵያ ዘለዋ ጸሃይ ገመቹ ብምክንያት ዶፒንግ ወይ ምጥቃም ብቕዓት ዘደንፍዑ ንጥረ ነገራት እገዳ ተነቢሩላ፣ * ኣብ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ዩሮ 2024 ኣብ ጀርመን ዝሳተፋ ሃገራት ምድባተን ፈሊጠን፣ * ኣብ ናይ’ዚ ሰሙን ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ኣርሰናል፣ ሊቨርፑልን ኒውካስትል ዩናይትድን ዝለዓለ ነጥብታት ከመዝግባ’ንከለዋ ማንቸስተር ሲቲ፣ ቶተንሃም፣ ማንቸስተር ዩናይትድን ኣስቶንቪላ ግን ነጥብታት ከሲረን፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (04/12/2023) * ማራቶን ቫለንስያ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ሲሳይ ለማን ወርቅነሽ ደገፋን ተዓዊቶሞ፣ * ሓንቲ ካብ'ቶም ዝለዓለት ስም ኣብ ኣትለቲክስ ዓለም ወይ ውድድራት ነዊሕ ርሕቀት ጉያ እግሪ ኢትዮጵያ ዘለዋ ጸሃይ ገመቹ ብምክንያት ዶፒንግ ወይ ምጥቃም ብቕዓት ዘደንፍዑ ንጥረ ነገራት እገዳ ተነቢሩላ፣ * ኣብ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ዩሮ 2024 ኣብ ጀርመን ዝሳተፋ ሃገራት ምድባተን ፈሊጠን፣ * ኣብ ናይ’ዚ ሰሙን ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ኣርሰናል፣ ሊቨርፑልን ኒውካስትል ዩናይትድን ዝለዓለ ነጥብታት ከመዝግባ’ንከለዋ ማንቸስተር ሲቲ፣ ቶተንሃም፣ ማንቸስተር ዩናይትድን ኣስቶንቪላ ግን ነጥብታት ከሲረን፣