SKIP TO MAIN CONTENT

ታምራት ቶላ ኣብ ማራቶን ኒው ዮርክ ተዓዊቱ፣ ኤርትራ ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም 2026 ኣይክትሳተፍን'ያ፣ ስዕረት ኣርሴናልን VAR (ቪኤይኣር)ን

SBS Sport Tigrinya Logo.jpg
Credit: SBS

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (6/11/2023) * ታምራት ቶላ ኣብ ማራቶን ኒውዮርክ ሓድሽ ክብረወሰን ናይ’ቲ ቦታ ብምምዝጋብ ተዓዊቱ፣ * ኣብ መጻረዪ ግጥም ንኦሎምፒክስ ፓሪስ 2024 ደቀንስትዮ ናይጀርያ ንኢትዮጵያውያን ኣብ ካልእይ እግሪ ግጥም 4-0 ስዒረንአን፣ ብድምር ውጽኢት 5-1 ኸኣ ናብ ዝቕጽል ዙር ሓሊፈን፣ * ኤርትራ ካብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም 2026 ምንስሓባ ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ብወግዒ ኣፍሊጡ፣ * ሓድሽ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ገብረመድህን ሃይለ ኣንጻር ሲየራሊዮንን ቡርኪናፋሶን ንዘለዎም መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም 2026 ዝኾንዎ 30 ተጻወቲ መሪጹ፣ *VAR (ቪኤይኣር) ኣካታዒ ኣብ ዝኾነሉ መበል 11 ዙርያ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ክለባት ዓዲ እንግሊዝ ኣርሰናል ኣከራኻሪ ብዝኾነ ውሳነ ብኒውካስትል ዩናይትድ ንፈለማ ግዜ ኣብ’ዚ ወቕቲ ተሳዒራ፣ ሻምፒዮን ማንቸስተር ሲቲ ከኣ ንግዚኡ መሪሕነት ፕሪምየር ሊግ ተረኪባ፣

Published

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (6/11/2023) * ታምራት ቶላ ኣብ ማራቶን ኒውዮርክ ሓድሽ ክብረወሰን ናይ’ቲ ቦታ ብምምዝጋብ ተዓዊቱ፣ * ኣብ መጻረዪ ግጥም ንኦሎምፒክስ ፓሪስ 2024 ደቀንስትዮ ናይጀርያ ንኢትዮጵያውያን ኣብ ካልእይ እግሪ ግጥም 4-0 ስዒረንአን፣ ብድምር ውጽኢት 5-1 ኸኣ ናብ ዝቕጽል ዙር ሓሊፈን፣ * ኤርትራ ካብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም 2026 ምንስሓባ ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ብወግዒ ኣፍሊጡ፣ * ሓድሽ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ገብረመድህን ሃይለ ኣንጻር ሲየራሊዮንን ቡርኪናፋሶን ንዘለዎም መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም 2026 ዝኾንዎ 30 ተጻወቲ መሪጹ፣ *VAR (ቪኤይኣር) ኣካታዒ ኣብ ዝኾነሉ መበል 11 ዙርያ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ክለባት ዓዲ እንግሊዝ ኣርሰናል ኣከራኻሪ ብዝኾነ ውሳነ ብኒውካስትል ዩናይትድ ንፈለማ ግዜ ኣብ’ዚ ወቕቲ ተሳዒራ፣ ሻምፒዮን ማንቸስተር ሲቲ ከኣ ንግዚኡ መሪሕነት ፕሪምየር ሊግ ተረኪባ፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now