Credit: SBSሰሙናዊ መደብ ስፖርት (09/10/2023) * ሲፋን ሓሰን ሰንበት ኣብ ማራቶን ቺካጎ ካልኣይ ዝቐልጠፈ ግዜ ብምምዝጋብ ተዓዊታ፣ * ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ተቐዳደምቲ ኣብ ቅድድማት ብሽግለታ ፈረንሳን ኢጣልያን ይሳተፉ፣ * ኣብ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ቶተንሃም ብ10 ተጻወቲ ግጥማ ስዒራ መሪሕነት ፕሪምየርሊግ ክትሕዝ እንከላ ኣርሰናል ካብ 2015 ንደሓር ንፈለማ ግዜ ንማንቸስተር ሲቲ ብምስዓር ኣብ ካልኣይ ትስራዕ፣ * ዋንጫ ዓለም ኩዕሶ እግሪ ፊፋ 2030 ንፈለማ ግዜ ኣብ ሰለስተ ኣህጉራት ዝተዘርግሓ ሽዱሽተ ሃገራት ክካየድ ምዃኑ ፊፋ ኣፍሊጡ፣ * ኮኾብ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ፈረንሳዊ ፓውል ፖግባ ካልኣይ ቅምሶ መርመራኡ ህላወ ክልኩላት ንጥረነገራት ኣብ ሰብነቱ ድሕሪ ምምልካቱ ካብ ክልተ ክሳብ ኣርባዕተ ዓመታት ካብ ጸወታ ክእገድ ከምዝኽእል ተፈሊጡ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (09/10/2023) * ሲፋን ሓሰን ሰንበት ኣብ ማራቶን ቺካጎ ካልኣይ ዝቐልጠፈ ግዜ ብምምዝጋብ ተዓዊታ፣ * ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ተቐዳደምቲ ኣብ ቅድድማት ብሽግለታ ፈረንሳን ኢጣልያን ይሳተፉ፣ * ኣብ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ቶተንሃም ብ10 ተጻወቲ ግጥማ ስዒራ መሪሕነት ፕሪምየርሊግ ክትሕዝ እንከላ ኣርሰናል ካብ 2015 ንደሓር ንፈለማ ግዜ ንማንቸስተር ሲቲ ብምስዓር ኣብ ካልኣይ ትስራዕ፣ * ዋንጫ ዓለም ኩዕሶ እግሪ ፊፋ 2030 ንፈለማ ግዜ ኣብ ሰለስተ ኣህጉራት ዝተዘርግሓ ሽዱሽተ ሃገራት ክካየድ ምዃኑ ፊፋ ኣፍሊጡ፣ * ኮኾብ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ፈረንሳዊ ፓውል ፖግባ ካልኣይ ቅምሶ መርመራኡ ህላወ ክልኩላት ንጥረነገራት ኣብ ሰብነቱ ድሕሪ ምምልካቱ ካብ ክልተ ክሳብ ኣርባዕተ ዓመታት ካብ ጸወታ ክእገድ ከምዝኽእል ተፈሊጡ፣