SKIP TO MAIN CONTENT

ለተሰንበት ግደይ 'ስፖርታዊ ጭዋነት' ተሰሊማ፣ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ሓድሽ ውዕል ቴሌቪዥን ተፈራሪሙ፣

SBS Sport Tigrinya Logo.jpg
Credit: SBS

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (11/12/2023) * ኢትዮጵያዊት ለተሰንበት ግደይ ተዓዋቲት ስልማት ዓለምለኸ ጭዋነት/ርትዓዊ ውድድር ኮይና፣ * ኣትለቲክስ ዓለም ኣብ ሻምፒዮናታት ጉያ እግሪ መንገዲ 'ሪጋ' 2023 ብኢትዮጵያዊት ኣትሌት ዲሪበ ወልተጂ ዝተመዝገበ ክብረወሰን ዓለም ሓደ ማይል ብወግዒ ኣጽዲቕዎ፣ * ኲናት ትግራይ ህይወት 76 ኣትሌታት ከምዝቐዘፈ ናይ’ቲ ክልል ሓላፊ ኣትለቲክስ ንቢቢሲ ሓቢሩ፣ * ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ግጥማቱ ንመላእ ዓለም ዘመሓላልፈሉ ሓድሽ ውዕል ቴሌቪዥን ከምዝተፈራረመ ኣፍሊጡ፣ * ምስራዊ ኮኾብ መሓመድ ሳላሕ መበል 200 ሽቶኡ ኣብ ፕሪምየር ሊግ ዘመዝገበሉ ሊቨርፑል 2-1 ተዓዊታ መሪሕነት ፕሪምየር ሊግ ካብ ኣርሰናል ተረኪባ ዝብሉ ገለ ትሕዝቶታት ንምልከቶም’ዮም፣ ሰናይ ምክትታል።

Published

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (11/12/2023) * ኢትዮጵያዊት ለተሰንበት ግደይ ተዓዋቲት ስልማት ዓለምለኸ ጭዋነት/ርትዓዊ ውድድር ኮይና፣ * ኣትለቲክስ ዓለም ኣብ ሻምፒዮናታት ጉያ እግሪ መንገዲ 'ሪጋ' 2023 ብኢትዮጵያዊት ኣትሌት ዲሪበ ወልተጂ ዝተመዝገበ ክብረወሰን ዓለም ሓደ ማይል ብወግዒ ኣጽዲቕዎ፣ * ኲናት ትግራይ ህይወት 76 ኣትሌታት ከምዝቐዘፈ ናይ’ቲ ክልል ሓላፊ ኣትለቲክስ ንቢቢሲ ሓቢሩ፣ * ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ግጥማቱ ንመላእ ዓለም ዘመሓላልፈሉ ሓድሽ ውዕል ቴሌቪዥን ከምዝተፈራረመ ኣፍሊጡ፣ * ምስራዊ ኮኾብ መሓመድ ሳላሕ መበል 200 ሽቶኡ ኣብ ፕሪምየር ሊግ ዘመዝገበሉ ሊቨርፑል 2-1 ተዓዊታ መሪሕነት ፕሪምየር ሊግ ካብ ኣርሰናል ተረኪባ ዝብሉ ገለ ትሕዝቶታት ንምልከቶም’ዮም፣ ሰናይ ምክትታል።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now