SKIP TO MAIN CONTENT

መሓመድ ሳላሕ 200 ሽቶታት ኣብ ፕሪምየር ሊግ ኣመዝጊቡ፣ ግጥማት ኤርትራ ተሰሪዞም፣ ኢትዮጵያ መጻረዪ ግጥማታ ከተካይድ ሞሮኮ ኣትያ፣

SBS Sport Tigrinya Logo.jpg
Credit: SBS

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (13/11/2023) * ኢትዮጵያውያን ፎትየን ተስፋይ፣ ሰንበረ ተፈሪን ጽገ ገብረሰላማን ኣብ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ቦስቶን ተመራሪሐን ተዓዊተን፣ * ኤርትራ ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም 2026 ዘይትሳተፍ ምዃና ፊፋን ካፍን ብወግዒ ኣረጋጊጾም፣ * ሓድሽ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ገብረመድህን ሃይለ ኣንጻር ሲየራሊዮንን ቡርኪና ፋሶን ንዘለዎም መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም 2026 ዝኾንዎ ናይ መወዳእታ 23 ተጻወቲ መሪጹ፣ * ዓመተ 2023 ክትውዳእ ኣብ ትቃረበሉ ዘላ ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓመታት ንቅድድም ብሽግለታ ዝቐየሩ ሓያሎ ዓበይቲ ተቐዳደምቲ ካብ ምውድዳር ይሰናበቱ፣ * መሓመድ ሳላሕ መበል 200 ሽቶኡ ኣብ ፕሪምየር ሊግ ድሕሪ ምምዝጋቡ ሊቨርፑል ተዓዊታ ናብ ካልኣይ ተርታ ደይባ፣ ሻምፒዮን ማንቸስተር ሲቲ ከኣ ምስ ቸልሲ ማዕረ ድሕሪ ምውጽኣ መሪሕነት ፕሪምየር ሊግ ዓቂባ፣

Published

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (13/11/2023) * ኢትዮጵያውያን ፎትየን ተስፋይ፣ ሰንበረ ተፈሪን ጽገ ገብረሰላማን ኣብ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ቦስቶን ተመራሪሐን ተዓዊተን፣ * ኤርትራ ኣብ መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም 2026 ዘይትሳተፍ ምዃና ፊፋን ካፍን ብወግዒ ኣረጋጊጾም፣ * ሓድሽ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ገብረመድህን ሃይለ ኣንጻር ሲየራሊዮንን ቡርኪና ፋሶን ንዘለዎም መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም 2026 ዝኾንዎ ናይ መወዳእታ 23 ተጻወቲ መሪጹ፣ * ዓመተ 2023 ክትውዳእ ኣብ ትቃረበሉ ዘላ ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓመታት ንቅድድም ብሽግለታ ዝቐየሩ ሓያሎ ዓበይቲ ተቐዳደምቲ ካብ ምውድዳር ይሰናበቱ፣ * መሓመድ ሳላሕ መበል 200 ሽቶኡ ኣብ ፕሪምየር ሊግ ድሕሪ ምምዝጋቡ ሊቨርፑል ተዓዊታ ናብ ካልኣይ ተርታ ደይባ፣ ሻምፒዮን ማንቸስተር ሲቲ ከኣ ምስ ቸልሲ ማዕረ ድሕሪ ምውጽኣ መሪሕነት ፕሪምየር ሊግ ዓቂባ፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now