Credit: Eurosportሰሙናዊ መደብ ስፖርት (14/08/2023) * ሻምፒዮና ቅድድም ብሽግለታ ዓለም ሰንበት ተዛዚሙ-ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ተቐዳደምቲ ደሓን ዝኾነ ምንቅስቓስ ኣርእዮም፣ * ኣብ ዋንጫ ዓለም ኩዕሶ እግሪ ደቀንስትዮ 2023 ስፐይን ኣንጻር ሽወደን፣ እንግሊዝ ኣንጻር ኣውስትራልያ ኣብ ግጥማት ፍርቂ ፍጻመ ክራኸባ’የን፣ * ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑወል ማክሮን ኣውስትራልያን እንግሊዝን ኣብ ፍርቂ ፍጻመ ክገጥማ’ንከለዋ ንኣውስትራልያ ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ፣ * ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ክልተ ሽቶታት ኣመዝጊቡ ጋንትኡ ኒውካስትል ዩናይትድ ሓድሽ ወቕቲ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ብገፊሕ ዓወት ጀሚራ ክትመርሖ ሓጊዙ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (14/08/2023) * ሻምፒዮና ቅድድም ብሽግለታ ዓለም ሰንበት ተዛዚሙ-ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ተቐዳደምቲ ደሓን ዝኾነ ምንቅስቓስ ኣርእዮም፣ * ኣብ ዋንጫ ዓለም ኩዕሶ እግሪ ደቀንስትዮ 2023 ስፐይን ኣንጻር ሽወደን፣ እንግሊዝ ኣንጻር ኣውስትራልያ ኣብ ግጥማት ፍርቂ ፍጻመ ክራኸባ’የን፣ * ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑወል ማክሮን ኣውስትራልያን እንግሊዝን ኣብ ፍርቂ ፍጻመ ክገጥማ’ንከለዋ ንኣውስትራልያ ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ፣ * ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ክልተ ሽቶታት ኣመዝጊቡ ጋንትኡ ኒውካስትል ዩናይትድ ሓድሽ ወቕቲ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ብገፊሕ ዓወት ጀሚራ ክትመርሖ ሓጊዙ፣