Credit: SBSሰሙናዊ መደብ ስፖርት (16/10/2023) * ኢትዮጵያውያን ትዕግስት ኣሰፋን ጉዳፍ ጸጋይን ንስልማት ብልጽቲ ኣትሌት ዓመተ 2023 ተሓጽየን፣ * ሻምፒዮን ኦሎምፒክስ 2016 ኢትዮጵያዊት ኣልማዝ ኣያና ኣብ ፍርቂ ማራቶን ደልሂ ክትዕወት’ንከላ መሰረት በለጠ ከኣ ኣብ ማራቶን ኣምስተርዳም ብሉጽ ውልቃዊ ብምምዝጋብ ተዓዊታ፣ * ኤርትራዊ ዳዊት የማነ ብሓፈሽኡ መበል 12 ደረጃ ሒዙ ተሳትፎኡ ኣብ ፕረዚደንታዊ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ቱርኪየ ክዛዝም እንከሎ ተቐዳደምቲ ኢትዮጵያን ኤርትራን ከኣ ኣብ ቅ/ብ ጂሮ ደል በነቶ ዝነኣድ ምንቅስቓስ ኣርእዮም፣ * ትዕግስት ኣሰፋ ዝሓለፈ እዋን ሓድሽ ክብረወሰን ማራቶን ደቀንስትዮ ኣመዝጊባ ናብ ዓዳ ኣብ ዝተመልሰትሉ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩላ፣ ሳእኒ ዝተወዳደረትሉ ግን መዛረቢ ኣርእስቲ ኮይኑ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (16/10/2023) * ኢትዮጵያውያን ትዕግስት ኣሰፋን ጉዳፍ ጸጋይን ንስልማት ብልጽቲ ኣትሌት ዓመተ 2023 ተሓጽየን፣ * ሻምፒዮን ኦሎምፒክስ 2016 ኢትዮጵያዊት ኣልማዝ ኣያና ኣብ ፍርቂ ማራቶን ደልሂ ክትዕወት’ንከላ መሰረት በለጠ ከኣ ኣብ ማራቶን ኣምስተርዳም ብሉጽ ውልቃዊ ብምምዝጋብ ተዓዊታ፣ * ኤርትራዊ ዳዊት የማነ ብሓፈሽኡ መበል 12 ደረጃ ሒዙ ተሳትፎኡ ኣብ ፕረዚደንታዊ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ቱርኪየ ክዛዝም እንከሎ ተቐዳደምቲ ኢትዮጵያን ኤርትራን ከኣ ኣብ ቅ/ብ ጂሮ ደል በነቶ ዝነኣድ ምንቅስቓስ ኣርእዮም፣ * ትዕግስት ኣሰፋ ዝሓለፈ እዋን ሓድሽ ክብረወሰን ማራቶን ደቀንስትዮ ኣመዝጊባ ናብ ዓዳ ኣብ ዝተመልሰትሉ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩላ፣ ሳእኒ ዝተወዳደረትሉ ግን መዛረቢ ኣርእስቲ ኮይኑ፣