Credit: SBSሰሙናዊ መደብ ስፖርት (18/12/2023) * ሄኖክ ምሉእብርሃን ብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2023 ተሰይሙ፣ * ትዕግስት ኣሰፋ ብልጽቲ ኣትሌት ናይ’ዚ ዓመት ተባሂላ ብኣትለቲክስ ዓለም ተሰሊማ፣ * ኤርትራዊ ኣትሌት ሳምሶን ኣማረ ኣብ ማራቶን ኣቡ ዳቢ ተዓዊቱ ወርቂ መዳልያ ዓቲሩ፣ * ፊፋ ዓለም ለኸ ግጥማት ክዳንዩን ክተሓጋገዙን ዝኽእሉ ዝበሎም በኣምላክ ተሰማ ዝርከቦም ዝርዝር ኣስማት ኢትዮጵያውያን ደያኑ ዘርጊሑ፣ * ሓለቓ ጋንታ ሉተን ታውን ብጸገም ልቢ ኣብ ማእከል ግጥም ወዲቑ ሻቕሎት ኣብ ዝፈጠረሉ ቀዳመ ሰንበት ሊቨርፑልን ማንቸስተር ዩናይትድን ገጢመን ብዘይሽቶ ማዕረ ድሕሪ ምፍልላየን ኣርሰናል መሪሕነት ፕሪምየር ሊግ ካብ ሊቨርፑል ተረኪባ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (18/12/2023) * ሄኖክ ምሉእብርሃን ብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2023 ተሰይሙ፣ * ትዕግስት ኣሰፋ ብልጽቲ ኣትሌት ናይ’ዚ ዓመት ተባሂላ ብኣትለቲክስ ዓለም ተሰሊማ፣ * ኤርትራዊ ኣትሌት ሳምሶን ኣማረ ኣብ ማራቶን ኣቡ ዳቢ ተዓዊቱ ወርቂ መዳልያ ዓቲሩ፣ * ፊፋ ዓለም ለኸ ግጥማት ክዳንዩን ክተሓጋገዙን ዝኽእሉ ዝበሎም በኣምላክ ተሰማ ዝርከቦም ዝርዝር ኣስማት ኢትዮጵያውያን ደያኑ ዘርጊሑ፣ * ሓለቓ ጋንታ ሉተን ታውን ብጸገም ልቢ ኣብ ማእከል ግጥም ወዲቑ ሻቕሎት ኣብ ዝፈጠረሉ ቀዳመ ሰንበት ሊቨርፑልን ማንቸስተር ዩናይትድን ገጢመን ብዘይሽቶ ማዕረ ድሕሪ ምፍልላየን ኣርሰናል መሪሕነት ፕሪምየር ሊግ ካብ ሊቨርፑል ተረኪባ፣