ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ Credit: SBSሰሙናዊ መደብ ስፖርት (20/11/2023) * መበል 23 ዓመታዊ ዓቢይ ጉያ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ ቢንያም መሓሪን መልክነህ ውዱን ተዓዊቶም፣ ካብ ሓፋሽ ተሳተፍቲ ምረት ናብራ ዝገልጹን ንፋኖ ዝድግፉን ፖለቲካዊ መልእኽታት ተመሓላሊፎም፣ * ኢትዮጵያ ዝሓለፈ ሮቡዕ ምሸት ኣንጻር ሲየራ ሊዮን ዘካየደቶ መጻረዪ ግጥም ንዋንጫ ዓለም 2026 ብጽዑቕ ግመ ተሽፊኑ ስለዝተሰናኸለ ናብ ፊፋ ጥርዓን ኣቕሪባ፣ ዝቕጽል ግጥማ ኣንጻር ቡርኪና ፋሶ ዝጅመረሉ ግዜ ተቐይሩላ፣ * ነዘርላንድስ፣ ስዊዘርላንድን ሮማንያን ኣብ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ዩሮ 2024 ክሳተፋ ቦትአን ውሑስ ከምዝገበራ ተፈሊጡ፣ * እንግሊዛዊት ጋንታ ኤቨርተን መምርሒታት ፋይናንስ ፕሪምየር ሊግ ጥሒሳ ተባሂላ 10 ነጥቢ ክቕነሳ ተወሲኑ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (20/11/2023) * መበል 23 ዓመታዊ ዓቢይ ጉያ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ ቢንያም መሓሪን መልክነህ ውዱን ተዓዊቶም፣ ካብ ሓፋሽ ተሳተፍቲ ምረት ናብራ ዝገልጹን ንፋኖ ዝድግፉን ፖለቲካዊ መልእኽታት ተመሓላሊፎም፣ * ኢትዮጵያ ዝሓለፈ ሮቡዕ ምሸት ኣንጻር ሲየራ ሊዮን ዘካየደቶ መጻረዪ ግጥም ንዋንጫ ዓለም 2026 ብጽዑቕ ግመ ተሽፊኑ ስለዝተሰናኸለ ናብ ፊፋ ጥርዓን ኣቕሪባ፣ ዝቕጽል ግጥማ ኣንጻር ቡርኪና ፋሶ ዝጅመረሉ ግዜ ተቐይሩላ፣ * ነዘርላንድስ፣ ስዊዘርላንድን ሮማንያን ኣብ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ዩሮ 2024 ክሳተፋ ቦትአን ውሑስ ከምዝገበራ ተፈሊጡ፣ * እንግሊዛዊት ጋንታ ኤቨርተን መምርሒታት ፋይናንስ ፕሪምየር ሊግ ጥሒሳ ተባሂላ 10 ነጥቢ ክቕነሳ ተወሲኑ፣