Credit: SBSሰሙናዊ መደብ ስፖርት (23/10/2023) * ኢትዮጵያውያን ሊኪና ኣመባውን ለምለም ንብረትን ኣብ ጉያ እግሪ መሮር ኣብ ስፐይን ክዕወታ`ንከለዋ ኤርትራዊ መርሃዊ መብራህቱ ብደቂተባዕትዮ ካልኣይ ወጺኡ፣ * ኣብ መጻረዪ ግጥም ንኦሎምፒክስ ፓሪስ 2024 ምስ ናይጀርያ ትገጥም ሕርይቲ ጋንታ ኢትዮጵያ ዝርዝር ኣስማት ተጻወታ ዘርጊሓ፣ * ቀይሕ ካርድታትን ጌጋታት ሓለውቲ ልዳትን ኣብ ዝዓብለልዎም ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ናይ`ዚ ሰሙን ሊቨርፑልን ማንቸስተር ሲቲን ዓወት ከመዝግባ`ንከለዋ ኣርሰናልን ቸልስን ማዕረ ወጺኤን፣ ዜና ዕረፍቲ ወዲ 86 ገዲም ተጻወታያ ቦቢ ቻርልተን ዝሰምዐት ማንቸስተር ዩናይትድ ከኣ ብዓወት ኣብ ልዕሊ ሸፊልድ ዩናይትድ መፋነዊ ገይራትሉ፣ * ኩነታት ፍልስጤምን እስራኤልን ኣብ ስፖርት ዓለም ዝፈጠሮ ስክፍታታትን ምስሕሓባትን ብኸመይ ይተሓዝ ኣሎ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (23/10/2023) * ኢትዮጵያውያን ሊኪና ኣመባውን ለምለም ንብረትን ኣብ ጉያ እግሪ መሮር ኣብ ስፐይን ክዕወታ`ንከለዋ ኤርትራዊ መርሃዊ መብራህቱ ብደቂተባዕትዮ ካልኣይ ወጺኡ፣ * ኣብ መጻረዪ ግጥም ንኦሎምፒክስ ፓሪስ 2024 ምስ ናይጀርያ ትገጥም ሕርይቲ ጋንታ ኢትዮጵያ ዝርዝር ኣስማት ተጻወታ ዘርጊሓ፣ * ቀይሕ ካርድታትን ጌጋታት ሓለውቲ ልዳትን ኣብ ዝዓብለልዎም ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ናይ`ዚ ሰሙን ሊቨርፑልን ማንቸስተር ሲቲን ዓወት ከመዝግባ`ንከለዋ ኣርሰናልን ቸልስን ማዕረ ወጺኤን፣ ዜና ዕረፍቲ ወዲ 86 ገዲም ተጻወታያ ቦቢ ቻርልተን ዝሰምዐት ማንቸስተር ዩናይትድ ከኣ ብዓወት ኣብ ልዕሊ ሸፊልድ ዩናይትድ መፋነዊ ገይራትሉ፣ * ኩነታት ፍልስጤምን እስራኤልን ኣብ ስፖርት ዓለም ዝፈጠሮ ስክፍታታትን ምስሕሓባትን ብኸመይ ይተሓዝ ኣሎ፣