Credit: Yahoo Sportsሰሙናዊ መደብ ስፖርት (24/07/2023) * ኣብ ለንደን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ ኣልማዛዊ ሊግ 5000ሜ ሻምፒዮን ዓለም ኢትዮጵያዊት ጉዳፍ ጸጋይ ተዓዊታ፣ * ቅድድም ብሽግለታ ዙር ፈረንሳ 2023 ሰንበት ብዓወት ደንማርካዊ ኣባል ጋንታ ያምቦ ቪስማ ዮናስ ቪንጊጎር ተዛዚሙ፣ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ቅድድም ሻምፕ ኤሊስ 6ይ ብምውጻእ ቦኽሪ ተሳትፎኡ ዛዚሙ፣ * ዋንጫ ዓለም ኩዕሶ እግሪ ደቀንስትዮ 2023 ኣብ ኣውስትራልያን ኒውዚላንድን ዝሓለፈ ሰሙን ብዓወት ክልቲኤን ሃገራት ተጀሚሩ፣ ኣብ ዓለም ካብ ብሉጻት ተጻወቲ ትስራዕ ኣውስትራልያዊት ሳም ከር ኣብ ልምምድ ተጎዲኣ ብዘይምስላፋ ኣዛራቢ ኮይኑ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (24/07/2023) * ኣብ ለንደን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ ኣልማዛዊ ሊግ 5000ሜ ሻምፒዮን ዓለም ኢትዮጵያዊት ጉዳፍ ጸጋይ ተዓዊታ፣ * ቅድድም ብሽግለታ ዙር ፈረንሳ 2023 ሰንበት ብዓወት ደንማርካዊ ኣባል ጋንታ ያምቦ ቪስማ ዮናስ ቪንጊጎር ተዛዚሙ፣ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ቅድድም ሻምፕ ኤሊስ 6ይ ብምውጻእ ቦኽሪ ተሳትፎኡ ዛዚሙ፣ * ዋንጫ ዓለም ኩዕሶ እግሪ ደቀንስትዮ 2023 ኣብ ኣውስትራልያን ኒውዚላንድን ዝሓለፈ ሰሙን ብዓወት ክልቲኤን ሃገራት ተጀሚሩ፣ ኣብ ዓለም ካብ ብሉጻት ተጻወቲ ትስራዕ ኣውስትራልያዊት ሳም ከር ኣብ ልምምድ ተጎዲኣ ብዘይምስላፋ ኣዛራቢ ኮይኑ፣