Ange Postecoglou of Tottenham Hotspur Credit: AAPሰሙናዊ መደብ ስፖርት (25/09/2023) * ትዕግስት ኣሰፋ ሓድሽ ክብረወሰን ማራቶን ደቀንስትዮ ዓለም ብምምዝጋብ ኣብ ከተማ በርሊን ተዓዊታ፣ * ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ፓሪስ-ሾውኒ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ዝድነቕ 7ይ ወጺኡ፣ * ኤርትራ ኣንጻር ሞሮኮ ኣብ መጻረዪ ግጥም ንዋንጫ ዓለም ክትራኸብ ኣብ ዝተመደበትሉ ንሓያሎ ዓመታት ኣህጉራውያን ግጥማታ ብዘይምክያዳ ኣብ ተርታ ሃገራት ኩዕሶ እግሪ ዓለም ከይተኻተተት ተሪፋ፣ * ኣብ ቀዳማይ እግሪ ግጥም ኩዕሶ እግሪ ክለባት ኣፍሪቃ 'ካፍ ሻምፒዮንስ ሊግ' ምስራዊት ጋንታ ኣልኣህሊ ንኢትዮጵያዊት ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ 3-0 ስዒራታ፣ * ኣብ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ዝርከቦም ሸሞንተ ተጻወታ ሽቶታት ኣመዝጊቦም ኒውካስትል ዩናይትድ ንሸፊልድ ዩናይትድ ብገፊሕ 8-0 ስዒራታ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (25/09/2023) * ትዕግስት ኣሰፋ ሓድሽ ክብረወሰን ማራቶን ደቀንስትዮ ዓለም ብምምዝጋብ ኣብ ከተማ በርሊን ተዓዊታ፣ * ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ፓሪስ-ሾውኒ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ዝድነቕ 7ይ ወጺኡ፣ * ኤርትራ ኣንጻር ሞሮኮ ኣብ መጻረዪ ግጥም ንዋንጫ ዓለም ክትራኸብ ኣብ ዝተመደበትሉ ንሓያሎ ዓመታት ኣህጉራውያን ግጥማታ ብዘይምክያዳ ኣብ ተርታ ሃገራት ኩዕሶ እግሪ ዓለም ከይተኻተተት ተሪፋ፣ * ኣብ ቀዳማይ እግሪ ግጥም ኩዕሶ እግሪ ክለባት ኣፍሪቃ 'ካፍ ሻምፒዮንስ ሊግ' ምስራዊት ጋንታ ኣልኣህሊ ንኢትዮጵያዊት ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ 3-0 ስዒራታ፣ * ኣብ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ዝርከቦም ሸሞንተ ተጻወታ ሽቶታት ኣመዝጊቦም ኒውካስትል ዩናይትድ ንሸፊልድ ዩናይትድ ብገፊሕ 8-0 ስዒራታ፣