Credit: SBSሰሙናዊ መደብ ስፖርት (26/02/2024) * ጋንታ ኤርትራ ተዓዋቲት ዙር ሩዋንዳ 2024 ኮይና፣ ኣኽሊሉ ኣረፋይነ ብሉጽ ኣፍሪቃዊ መንእሰይ ተቐዳዳማይ ዳዊት የማነ ኸኣ ብሉጽ ኣፍሪቃዊ ተቐዳዳማይ ተሰይሞም፣ * ኣብ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ራስ ኣል ኼይማ ኢትዮጵያዊት ጽገ ገብረሰላማ ተዓዊታ፣ * ቤት ምኽሪ ማሕበራት ኩዕሶ እግሪ ምብራቕን ማእከላይን ኣፍሪቃ ወይ ሴካፋ ኣብ 2024 ዘካይዶም ውራያት ኩዕሶ እግሪ ከአንግዳ ዝመረጸን ሃገራት ዘርዚሩ፣ ኢትዮጵያ ውራያት ደቀንስትዮ ከተአንግድ’ያ፣ * ካብ ግጥማት ፕሪምየርሊግ ዓዲ እንግሊዝ ዘዕረፈት ሊቨርፑል ንቸልሲ ስዒራ ጽዋዕ ዋንጫ ካራባኦ ክትዓትር’ንከላ ኣርሰናልን ማንቸስተር ሲቲን ከኣ ዓወታት ብምምዝጋብ ምስኣ ዝነበረን ፍልልያት ኣጽቢበን፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (26/02/2024) * ጋንታ ኤርትራ ተዓዋቲት ዙር ሩዋንዳ 2024 ኮይና፣ ኣኽሊሉ ኣረፋይነ ብሉጽ ኣፍሪቃዊ መንእሰይ ተቐዳዳማይ ዳዊት የማነ ኸኣ ብሉጽ ኣፍሪቃዊ ተቐዳዳማይ ተሰይሞም፣ * ኣብ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ራስ ኣል ኼይማ ኢትዮጵያዊት ጽገ ገብረሰላማ ተዓዊታ፣ * ቤት ምኽሪ ማሕበራት ኩዕሶ እግሪ ምብራቕን ማእከላይን ኣፍሪቃ ወይ ሴካፋ ኣብ 2024 ዘካይዶም ውራያት ኩዕሶ እግሪ ከአንግዳ ዝመረጸን ሃገራት ዘርዚሩ፣ ኢትዮጵያ ውራያት ደቀንስትዮ ከተአንግድ’ያ፣ * ካብ ግጥማት ፕሪምየርሊግ ዓዲ እንግሊዝ ዘዕረፈት ሊቨርፑል ንቸልሲ ስዒራ ጽዋዕ ዋንጫ ካራባኦ ክትዓትር’ንከላ ኣርሰናልን ማንቸስተር ሲቲን ከኣ ዓወታት ብምምዝጋብ ምስኣ ዝነበረን ፍልልያት ኣጽቢበን፣