Credit: ABCሰሙናዊ መደብ ስፖርት (31/07/2023) * ኣብ ቱርኪ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራዊ ናትናኤል ብርሃነ ካልኣይ ወጺኡ፣ * ኣብ ዝተፈላለዩ ቅድድማት ብሽግለታ ኤውሮጳ ኢትዮጵያዊ ወላይ ሓጎስ በርሀ ንኡድ ምንቅስቓስ ኣርእዩ፣ * ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅድድም ወዲቑ ግን ኣብ ጽቡቕ ኩነታት ኣሎ ክትብል ጋንትኡ ሓቢራ፣ * ኣብ ግጥም ኩዕሶ እግሪ ሻምፒዮና ሴካፋ ት18 መንእሰያት ደቀንስትዮ ኢትዮጵያ ብኡጋንዳን ታንዛንያን ተሳዒራ፣ * ኣብ ግጥማት ዋንጫ ዓለም ኩዕሶ እግሪ ደቀንስትዮ 2023 ሓንቲ ካብ ኣዳለውቲ ዝኾነት ኒውዚላንድ ኣብ ምድባዊ ግጥማት ተገሊፋ፣ * ሞሮካዊት ተጻዋቲት ኣብ ታሪኽ ዋንጫ ዓለም ንፈለማ ግዜ ሒጃብ ተኸዲና ዝተጻወተት ኮይና፣ * ኣውስትራልያዊት ኮኾብ ሳም ከር ኣብ ወሳኒ ግጥም ኣንጻር ካናዳ ክትሳተፍ ምዃና ተፈሊጡ፣
Published
Updated
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (31/07/2023) * ኣብ ቱርኪ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራዊ ናትናኤል ብርሃነ ካልኣይ ወጺኡ፣ * ኣብ ዝተፈላለዩ ቅድድማት ብሽግለታ ኤውሮጳ ኢትዮጵያዊ ወላይ ሓጎስ በርሀ ንኡድ ምንቅስቓስ ኣርእዩ፣ * ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ኣብ ቅድድም ወዲቑ ግን ኣብ ጽቡቕ ኩነታት ኣሎ ክትብል ጋንትኡ ሓቢራ፣ * ኣብ ግጥም ኩዕሶ እግሪ ሻምፒዮና ሴካፋ ት18 መንእሰያት ደቀንስትዮ ኢትዮጵያ ብኡጋንዳን ታንዛንያን ተሳዒራ፣ * ኣብ ግጥማት ዋንጫ ዓለም ኩዕሶ እግሪ ደቀንስትዮ 2023 ሓንቲ ካብ ኣዳለውቲ ዝኾነት ኒውዚላንድ ኣብ ምድባዊ ግጥማት ተገሊፋ፣ * ሞሮካዊት ተጻዋቲት ኣብ ታሪኽ ዋንጫ ዓለም ንፈለማ ግዜ ሒጃብ ተኸዲና ዝተጻወተት ኮይና፣ * ኣውስትራልያዊት ኮኾብ ሳም ከር ኣብ ወሳኒ ግጥም ኣንጻር ካናዳ ክትሳተፍ ምዃና ተፈሊጡ፣