Credit: AAPኣብ ዋንጫ ዓለም ደቀንስትዮ ፊፋ 2023 ናብ ግጥማት ርብዒ ፍጻመ ዝበጽሓ ጋንታታት ተፈሊጠን ኣለዋ። ግጥማት ኣውስትራልያ ብብዝሒ ተዓዘብቲ ኣብ ስታድየማት፣ ኣደባባያትን መስኮታት ቴሌቪዥንን ክብረወሰን ሰይሮም። ኣውስትራልያ ክሳብ ፍጻመ ግጥም እንተበጺሐን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነዚ ህዝባዊ በዓል ክእውጅ ምዃኑ ገሊጹ። ናይጀርያ፣ ሞሮኮን ጃማይካን ኣንጻር ብዙሕ መሰናኽላት ዘመዝገብኦ ዓወት ኣድናቖት ረኺበን። ልዕልቲ ሜሪ ናይ ዴንማርክ መበቆላ ኣውስትራልያ ብምዃኑ ኣብ ግጥም ዴንማርክን ኣውስትራልያን ንመነን ትድግፍ ተቐርቂራ።
Published
Updated
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ኣብ ዋንጫ ዓለም ደቀንስትዮ ፊፋ 2023 ናብ ግጥማት ርብዒ ፍጻመ ዝበጽሓ ጋንታታት ተፈሊጠን ኣለዋ። ግጥማት ኣውስትራልያ ብብዝሒ ተዓዘብቲ ኣብ ስታድየማት፣ ኣደባባያትን መስኮታት ቴሌቪዥንን ክብረወሰን ሰይሮም። ኣውስትራልያ ክሳብ ፍጻመ ግጥም እንተበጺሐን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነዚ ህዝባዊ በዓል ክእውጅ ምዃኑ ገሊጹ። ናይጀርያ፣ ሞሮኮን ጃማይካን ኣንጻር ብዙሕ መሰናኽላት ዘመዝገብኦ ዓወት ኣድናቖት ረኺበን። ልዕልቲ ሜሪ ናይ ዴንማርክ መበቆላ ኣውስትራልያ ብምዃኑ ኣብ ግጥም ዴንማርክን ኣውስትራልያን ንመነን ትድግፍ ተቐርቂራ።