FILE - FIFA President Gianni pauses during the draw for the 2026 soccer World Cup at the Kennedy Center in Washington, Friday, Dec. 5, 2025 Source: AP / Chris Carlson/AP/AAP Image
ብሰንኪ’ቲ ገለ ተንተንቲ ኣካል ናይ ሓደ 'ሰፊሕ ለውጢ ኣብ ስፖርታዊ ባህሊ' ዝበልዎ 'ክብሪ ዋጋ' ገለ ደገፍቲ ኩዕሶ እግሪ ካብ’ቲ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ዝካየድ ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026 ክእለዩ ተገዲዶም። ዋንጫ ዓለም ኣብ መኽሰብን ብልጭልጭን ኣትኲሩ ነቶም ሰረት ዝሃብዎ ደገፍቲ እንተረሲዑ እንታይ'ዩ ትርጉሙ፧ Published 8 June 2026 8:30am
Updated 8 June 2026 10:21am
By Matt Gazy
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ብሰንኪ’ቲ ገለ ተንተንቲ ኣካል ናይ ሓደ 'ሰፊሕ ለውጢ ኣብ ስፖርታዊ ባህሊ' ዝበልዎ 'ክብሪ ዋጋ' ገለ ደገፍቲ ኩዕሶ እግሪ ካብ’ቲ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ዝካየድ ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026 ክእለዩ ተገዲዶም። ዋንጫ ዓለም ኣብ መኽሰብን ብልጭልጭን ኣትኲሩ ነቶም ሰረት ዝሃብዎ ደገፍቲ እንተረሲዑ እንታይ'ዩ ትርጉሙ፧ እዚ ዋንጫ ዓለም ኣብ ሓድሽ ቁጠባ ኩዕሶ እግሪ ደገፍቲ እንታይ ዋጋ ከምዘለዎም እናፈለጠ ይመጽእ ኣሎ