Credit: Beyene Weldegiorgisነታ ዘገልገለት ማኪናኻ ሸይጥካ እተፋንዋሉ እዋን ምስ ኣኸለ ፡ ጽቡቕ ገይርካ ምሕጻብ ጥራይ ዘይኮነ፡ እቲ ሰርቪስ ከምተገብረላ ዝገልጽ መጽሓፍን ቅብሊት ክፍሊታትን ምድላው'ውን ኣገዳሲ እዩ። ኣበየናይ ከባቢ ናይ ኣውስትራሊያ ትነብርሉ ቦታ ብምምርኳስ ናይ ግሊ ማኪና ክትሸጡ ከለኹም መምዘኒታት ይፈላለዩ እዮም ። ኣብ ብምሉኡ እቲ መስርሕ ምሻጥ ኣድላዪ ስጕምትታትን ኣሰራርሓታትን ምርዳእ ፣ ማኪናኻ ነቲ መሸጣ ንምፍጻም ካብ ምድላው ግዜ ኣትሒዙ ፣ ዋንነት ብዘይ ሕርኽርኽንን ሕጋውን መገዲ ከም ዝመሓላለፍ ክግበር ይከኣል እዩ ።
Published
By Zoe Thomaidou
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ነታ ዘገልገለት ማኪናኻ ሸይጥካ እተፋንዋሉ እዋን ምስ ኣኸለ ፡ ጽቡቕ ገይርካ ምሕጻብ ጥራይ ዘይኮነ፡ እቲ ሰርቪስ ከምተገብረላ ዝገልጽ መጽሓፍን ቅብሊት ክፍሊታትን ምድላው'ውን ኣገዳሲ እዩ። ኣበየናይ ከባቢ ናይ ኣውስትራሊያ ትነብርሉ ቦታ ብምምርኳስ ናይ ግሊ ማኪና ክትሸጡ ከለኹም መምዘኒታት ይፈላለዩ እዮም ። ኣብ ብምሉኡ እቲ መስርሕ ምሻጥ ኣድላዪ ስጕምትታትን ኣሰራርሓታትን ምርዳእ ፣ ማኪናኻ ነቲ መሸጣ ንምፍጻም ካብ ምድላው ግዜ ኣትሒዙ ፣ ዋንነት ብዘይ ሕርኽርኽንን ሕጋውን መገዲ ከም ዝመሓላለፍ ክግበር ይከኣል እዩ ።