ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ዝሓቖፈት ጋንታ ዳይመንሽን ዳታ ናይ'ዚ ዓመት ቦኽሪ ውድድራ ኣብ ቫለንሲያ: ስፐይን ከተካይድያ፥ ቅድ ድም ብሽክለታ ዙር ዱባይ ተጀሚሩ፥ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ዋሕዲ ሽቶታት እናተራእዮ ናብ ፍርቂ ፍጻመ በጺሑ፥ ኤርትራውያን ደያኑ ግጥም ጋንታታት ኡጋንዳን ደሴታት ኮሞሮስን ክዳንዩ ተመሪጾም፥
Share
Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends