ገንዘበ ዲባባ ውልቃዊ ዝበለጸ ግዜ ብምምዝጋብ ኣብ ውድድር 1000 ሜ ተዓዊታ፡ ዋሊድ ዓጣ ምስ ስዑዳዊት ጋንታ ናጅራን ኤስሲ ተጸንቢሩ፡ ኤርትራዊ ዮሃንስ ገብረገርግሽ ብኬንያውያን ኣብ ዝተዓብለለ ማራቶን ቶክዮ ሻብዓይ ወጺኡ፡ መኽሰብ ደበሳይ ኣብ ራብዓይ መድረኽ ዙር ላንካዊ ተዓዊቱ፡
Share
Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends