ኣብ ማራቶን ዢያመን፡ ቻይና ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብኽልቲኡ ጾታታት ይዕብልሉ፡ ኤርትራዊያን ሙኽታር እድሪስን ንጉሰ ተስፋልደትን ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ መንገዲ/ክሮስ ካንትሪ ዓወታት የመዝግቡ፡ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝመጽእ ሰሙን ክጅመር ብምዃኑ ደገፍቲ ጋንታታት ኤውሮጳ ቁጠዐኦም ይገልጹ
Share
Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends