ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤሪተል ናብ ቻይና ትብገስ፤ ዝርዝር ስም ሕጹያት ንብሉጽ ኣትሌት 2017 ተዘርጊሑ፥ ኣልማዝ ኣያና ሓንቲ ካብ'ቶም ሕጹያት ኮይና፤ ሙኽታር እድሪስ ኣብ ትረንተ ተዓዊቱ፤ ጽጋቡ ግርማይ ናብ ጋንታ ትረክ ሰጋፍረዶ ቀይሩ፤ ባርሴሎና፥ ካታሎንያ፥ ስፖርትን ፖለቲካን ናበይ
Share

Published
Updated
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends