መርሃዊ ቅዱስ ኣብ ቫለንስያ ዝድነቕ ውጽኢት የመዝግብ፡ ገንዘበ ዲባባ ሓድሽ ክብረወሰን 2000 ሜ ውሽጢ ኣዳራሽ ተመዝግብ፡ ሃይለ ገብረስላሰ ኣታለልቲ ዶፒንግ ብማእሰርቲ ክቕጽዑ፡ ሩስያ ከኣ ዳግም ናብ ውድድራት ኣትለቲክስ ክትምለስ መጸዋዕታ የቕርብ፡ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ብዓወት ካሜሩን ይዛዘም፡ ምድላዋት ን2019 ድሮ ይጅመር
Share
Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends