ናይክ ንፍሉይ ቅልጣፈ ጉያ ዝኸውን ፍሉይ ሳእኒ ሰሪሑ የመርቕ፡ ቅድድም ብሽክለታ ትሮፒካለ ኣሚሳ ቦንጎ ዓወት ኤርትራውያን ይምዝገቦ፡ ፓርስ-ኒስ ስዒቡ ይካየድ፡ ሃገራት ሴካፋ ኣብ ምምራጽ ፕሬዚደንት ካፍ ይፈላለያ፡ ፖለቲካዊ ተቓውሞታት ናብ ስፖርታዊ መድረኻት ምኻዶም ፍሉይ ተርእዮ ድዩ፧
Share
Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends