Source: IAAF FB Thehindu Timesnow Northwave Football365 Indianexpress FootballGhanaጥሩነሽ ዲባባ ኣብ ማራቶን ቺካጎ ተዓዊታ፡ ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ዳይመንሽን ዳታ ንኤርትራውያን ተቀዳደምቲ አሰሊፋ አብ ቅድድማት ኢል ሎምባርዲያን ፓሪስ ቱሪስን ተሳቲፋ፡ መጻረይ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም ተኻይዶም፡ ገለ ተኣምራት ክፍጠሩ’ንከለው ገለ ሓዘናት ከኣ ተኸሲቶም፡ ምሕላፈን ዘረጋገጻ ዝበዝሓ ሃገራት አፍሪቃን ካልኦትን ተፈሊጠን: ጋንታ ኤሪተል ተሳትፎኣ ኣብ ዙር ታይ ሁ ለይክ ጀሚራ፡
ጥሩነሽ ዲባባ ኣብ ማራቶን ቺካጎ ተዓዊታ፡ ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ዳይመንሽን ዳታ ንኤርትራውያን ተቀዳደምቲ አሰሊፋ አብ ቅድድማት ኢል ሎምባርዲያን ፓሪስ ቱሪስን ተሳቲፋ፡ መጻረይ ግጥማት ንዋንጫ ዓለም ተኻይዶም፡ ገለ ተኣምራት ክፍጠሩ’ንከለው ገለ ሓዘናት ከኣ ተኸሲቶም፡ ምሕላፈን ዘረጋገጻ ዝበዝሓ ሃገራት አፍሪቃን ካልኦትን ተፈሊጠን: ጋንታ ኤሪተል ተሳትፎኣ ኣብ ዙር ታይ ሁ ለይክ ጀሚራ፡