SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (13/04/2017)

Weekly Sport (13 04 2017)
Weekly Sport (13 04 2017) Source: Teambahrainmerida Olympicchannel Nike Clubantetam.com

ኣብ ነዘርላንድስ ኣብ ዝተኻየደ ኤን ኤን ሮተርዳም ማራቶን መስከረም ኣሰፋ ተዓዊታ: ኣብ ፌስቲቫል ጉያ እግሪ ኦክላንድ ኤርትራዊ ሰመረኣብ ገብረኪዳን ጎብለል ኮይኑ፡ ቅድድም ብሽክለታ ቩወልታ ኣል ፓይስ ቫስኮ 2017 ብዓወት ኣሌሃንድሮ ቫርልቨርደ ተዛዚሙ፡ ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይ ጋንትኡ ቀዳመይቲ ክትወጽእ ሓጊዙ፡ ኦሎምፒክስ ቻነል African Cycling Revolution ዝብል ናይ ፊልም መደብ ዘርጊሑ፡ ዘርእሰናይ ታደሰን ለሊሳ ደሲሳን ኣብ ቀዳማይ ሰሙን ወርሒ ግንቦት ፈተነ ምፍጻም ውድድር ማራቶን ትሕቲ ክልተ ሰዓት ከካይዱዮም፡

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ነዘርላንድስ ኣብ ዝተኻየደ ኤን ኤን ሮተርዳም ማራቶን መስከረም ኣሰፋ ተዓዊታ: ኣብ ፌስቲቫል ጉያ እግሪ ኦክላንድ ኤርትራዊ ሰመረኣብ ገብረኪዳን ጎብለል ኮይኑ፡ ቅድድም ብሽክለታ ቩወልታ ኣል ፓይስ ቫስኮ 2017 ብዓወት ኣሌሃንድሮ ቫርልቨርደ ተዛዚሙ፡ ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይ ጋንትኡ ቀዳመይቲ ክትወጽእ ሓጊዙ፡ ኦሎምፒክስ ቻነል African Cycling Revolution ዝብል ናይ ፊልም መደብ ዘርጊሑ፡ ዘርእሰናይ ታደሰን ለሊሳ ደሲሳን ኣብ ቀዳማይ ሰሙን ወርሒ ግንቦት ፈተነ ምፍጻም ውድድር ማራቶን ትሕቲ ክልተ ሰዓት ከካይዱዮም፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now