SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (13/7/2017)

Weeky Sport (13 07 2017)
Weeky Sport (13 07 2017) Source: IAAF Cyclingnews Dimensiondata Kawowo Bahrainmerida Worldsoccertalk WIBX

ዙር ፈረንሳ ምውዳቕን ምቁራጽን ሓያላት ተቐዳደምቲ እናጋጠሞ ይቕጽል ኣሎ፡ ጽጋቡ ግርማይ ዝድነቕ ምንቅስቓስ ብምርኣይ ምረሽኡ ይቕጽል፡ ኣብ ዙር ኦስትርያ 2017 መኽሰብ ደበሳይ ጽቡቕ ምንቅስቓስ ብምርኣይ ዳኒኤል ተኽለሃይማኖት ከኣ ኣብ ዝሓሸ ተርታ ድሕሪ ምውድኦም ተዛዚሙ፡ ጉዕዞ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣብ ግጥም ሻምፒዮና ክለባት ኣፍሪቃ 4-0 ድሕሪ ምስዓራ ኣብቂዑ፡ ሱዳን ካብ ኣባልነት ፊፋ ተኣጊዳ፡

Published

Updated

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዙር ፈረንሳ ምውዳቕን ምቁራጽን ሓያላት ተቐዳደምቲ እናጋጠሞ ይቕጽል ኣሎ፡ ጽጋቡ ግርማይ ዝድነቕ ምንቅስቓስ ብምርኣይ ምረሽኡ ይቕጽል፡ ኣብ ዙር ኦስትርያ 2017 መኽሰብ ደበሳይ ጽቡቕ ምንቅስቓስ ብምርኣይ ዳኒኤል ተኽለሃይማኖት ከኣ ኣብ ዝሓሸ ተርታ ድሕሪ ምውድኦም ተዛዚሙ፡ ጉዕዞ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣብ ግጥም ሻምፒዮና ክለባት ኣፍሪቃ 4-0 ድሕሪ ምስዓራ ኣብቂዑ፡ ሱዳን ካብ ኣባልነት ፊፋ ተኣጊዳ፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now