SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (16/02/17)

Weekly Sports (16 02 2017)
Weekly Sports (16 02 2017) Source: Cyclingnews Africanteam Twitter Ayyaantuu SCMP The Guardian

ኤርትራ ኣብ ኣህጉራዊ ሻምፒዮና ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ብክልቲኡ ጾታታት ተዓዊታ፡ ዓብላልነት ገንዘበ ዲባባ ኣብ ውድድራት ውሽጢ ኣዳራሽ ይቕጽል፡ መላኩ በላቸው ሓድሽ ክብረወሰን ማራቶን ሆንግ ኮንግ ኣመዝጊቡ፡ ፈይሳ ለሊሳ ምስ ስድርኡ ዳግም ተራኺቡ፡ መርሃዊ ቅዱስን ጋንታ ዳይመንሽን ዳታ ኣብ ዙር ዖማን ዝድነቕ ውጽኢት ኣመዝጊቦም፡

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኤርትራ ኣብ ኣህጉራዊ ሻምፒዮና ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ብክልቲኡ ጾታታት ተዓዊታ፡ ዓብላልነት ገንዘበ ዲባባ ኣብ ውድድራት ውሽጢ ኣዳራሽ ይቕጽል፡ መላኩ በላቸው ሓድሽ ክብረወሰን ማራቶን ሆንግ ኮንግ ኣመዝጊቡ፡ ፈይሳ ለሊሳ ምስ ስድርኡ ዳግም ተራኺቡ፡ መርሃዊ ቅዱስን ጋንታ ዳይመንሽን ዳታ ኣብ ዙር ዖማን ዝድነቕ ውጽኢት ኣመዝጊቦም፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now