ቀነኒሳ ንኦሎምፒክ ከይተመርጸ ተሪፉ፥ ዳንኤል ተኽለሃይማኖት ኣብ ዙር ፈረንሳ መስኮት ቴሌቪዥን ብሒቱ፥ ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተዋጽኣ ኣባላት ዘለውዋ ሓዳስ ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ጸለምቲ ደቀንስትዮ ኣፍሪቃውያን ተመስሪታ፥ ኤርትራዊ ኣሮን ክፍለ ኣብ ሻምፒዮና ዓለም መንእሰያት ብሩር መዳልያ ተሰሊሙ፥፥
Share

Published
Updated
By SBS tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends