ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ኣብ ዙር ቶስካኒ ተሳቲፎም፥ ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይ ምስ ሓዳስ ጋንታ ባሕረይን መሪዳ ተጸንቢሩ፤ ደቀንስትዮ ኢትዮጵያ ኣብ ግጥማት ሴካፋ 2016 ሳልሳይ ወጺኤን፤ ፈይሳ ለሊሳ ኣሜሪካ ኣትዩ፤ ኤርትራ ዝመበቆሉ ኣትሌት ኣብ ግጥማት ፓራሊምፒክስ ወርቂ ተሰሊሙ
Share
Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends